
Sign up to save your podcasts
Or


ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ብፍላይ ድማ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝሰርሐ'ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ጌሩ ኔሩ፡ ካብቲ ዝሓለፈ ዝቐረበ ተወሳኺ ሕቶታትን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ።
ዕለት 18 መስከረም 2001 ብሓይሊታት ጸጥታ ኤርትራ ምስተወስዱ ደሃዮም ካብዝጠፍእ 20 ዓመታት ኣቑጺሩ። እዞም ምስተኣስሩ ህጣሞም ክጠፍ ኡ እተገብሩ መነመን'ዮም፧ መንግስቲ ኤርትራ'ኸ ብዛዕባኦም ተሓቲቱ እንታይ መልሲ እዩ ዝህብ ኔሩ፧
ኣርእስታት ዜና
** ኣውስትራሊያ ኣብ ትሕቲ ሓድሽ ስምምዕ ብሪጣንያ ኣመሪካ ናይ ጸጥታ ስምምዕ ብኒክሌሳዊ ጸዓት ዝዓዪ ሳብማሪን ስምምዕ ፈሪማ።
** ኣብ ኲንስላንድ ፡ ብወለንታኦም ንዝሞቱ ሰባት ምሕጋዝ ሕጋዊ ንምግባር መብዛሕትኦም ኣባላት ባይቶ እታ ግዝ ኣት ፡ ከም ዝድግፍዎ ምስ ገለጹ ፡ ሕጊ ኰይኑ ከምዝወጽእ ተፈሊጡ ኣሎ
** ናይ ኦሎምፒክ ናይ ወርቒ መዳልያ ተዓዋቲት ሲሞነ ቢለስ ነቲ ብ ዶክተር ናይ ኣመሪካ ጋንታ ጂምናስቲክ ላርይ ናሳር ኣብ ልዕሊ ኣትለታት ዝፍጸም ጾታዊ ዓመጽ ሰብ መዚ ሸለል ኢሎሞ ኢላ።
ሱዳን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ምምላእ ማይን ምሕደራን ማይ ግድብ ናይል ሕጋዊ ስምምዕ ክኽትማ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዘቕረቦ ለበዋ ግብጺ ተቐቢላቶ ኢትዮጵያ ተቓዊማቶ።
መራሕቲ ትግራይ ንተሳትፎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ምርመራ ገበናት ኩናት ትግራይ ተቓዊሞምዎ። ዝሓዘ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና
ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ብፍላይ ድማ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝሰርሐ'ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ጌሩ ኣሎ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners