SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "ነቲ ዘይእወየሉ ዘይስማዕ ዘሎ፡ ድምጹ ከስምዕ ግደይ ክገብር'የ።" ፕሮፌሶር ግርማይ ነጋሽ
    ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ መቐጸልታ ዕላል
    12 min
  • "ነቲ ዘይእወየሉ ዘይስማዕ ዘሎ፡ ድምጹ ከስምዕ ግደይ ክገብር'የ።" ፕሮፌሶር ግርማይ ነጋሽ

    ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ መቐጸልታ ዕላል

    12 min
  • ዕለታዊ ዜና 20 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ
    ኣርእስታት ዜና፡ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ምስ መራሕቲ ኣመሪካ፡ እንግሊዝን ንምርኻብ ናብ ኣመሪካ ኣምሪሑ... ** ኣብ ክልል አማራ ከተማ ቆቦን ከባቢኡን ሓይሊታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ ኣተሓሳሲቡኒ ክብል ኮሚሽን ሰብ ኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።... ** ኣውስትራሊያዊት ተዓዋቲት ኦሎምፒክ Madison Wilson ብ COVID-19 ሓሚማ ኣብ ሆስፒታል ኣትያ።
    13 min
  • ዕለታዊ ዜና 20 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት ዜና፡

    ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ምስ መራሕቲ ኣመሪካ፡ እንግሊዝን ንምርኻብ ናብ ኣመሪካ ኣምሪሑ...

     

    ** ኣብ ክልል አማራ ከተማ ቆቦን ከባቢኡን ሓይሊታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰባት ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ ኣተሓሳሲቡኒ ክብል ኮሚሽን ሰብ ኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።...

     ** ኣውስትራሊያዊት ተዓዋቲት ኦሎምፒክ Madison Wilson ብ COVID-19 ሓሚማ ኣብ ሆስፒታል ኣትያ።

    13 min
  • ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2021 ተጀሚሮም፣ ትጽቢታት እንታይ'ዮም፧ ጌጋ ሳእኒ ወድዮ ዝተወዳደረ ኣትሌት ዓወቱ ተመንጢሉ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/09/2021) * ኣብ ቪየና፡ ኦስትርያ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ቪየና ማራቶን፡ ኢትዮጵያዊ ደራራ ሁሪሳ ተዓዊቱ ከብቅዕ ጌጋ ሳእኒ ወዲዩ ስለዝተወዳደረ ዓወቱ ተመንጢሉ፡ * ሻምፒዮና ቅ/ብ መንገዲ ዓለም 2021 ኣብ ፍላንደርስ በልጅም ተጀሚሩ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝለዓሉ ተቐዳድምተን ብምስላፍ ይሳተፋ’ለዋ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ካብ 2022 ዓም ጀሚሩ ምስ ጋንታ ኢኤፍ ኢዱኬሽን-ኒፖ ክጽንበር ምዃኑ እታ ጋንታ ገሊጻ፡ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘላቶ ምድብ ካብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት ማለት ጋናን ዚምባብወን ዝሓለፈ ሰሙን ብቑዕ ወይ ቅቡል ዝበልኦ ውጽኢት ብዘይምምዝጋበን ኣሰልጠንተን ክሶጋ ምውሳነን ተፈሊጡ
    10 min
  • ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2021 ተጀሚሮም፣ ትጽቢታት እንታይ'ዮም፧ ጌጋ ሳእኒ ወድዮ ዝተወዳደረ ኣትሌት ዓወቱ ተመንጢሉ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/09/2021)

    * ኣብ ቪየና፡ ኦስትርያ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ቪየና ማራቶን፡ ኢትዮጵያዊ ደራራ ሁሪሳ ተዓዊቱ ከብቅዕ ጌጋ ሳእኒ ወዲዩ ስለዝተወዳደረ ዓወቱ ተመንጢሉ፡

    * ሻምፒዮና ቅ/ብ መንገዲ ዓለም 2021 ኣብ ፍላንደርስ በልጅም ተጀሚሩ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝለዓሉ ተቐዳድምተን ብምስላፍ ይሳተፋ’ለዋ፡

    * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ካብ 2022 ዓም ጀሚሩ ምስ ጋንታ ኢኤፍ ኢዱኬሽን-ኒፖ ክጽንበር ምዃኑ እታ ጋንታ ገሊጻ፡

    * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘላቶ ምድብ ካብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት ማለት ጋናን ዚምባብወን ዝሓለፈ ሰሙን ብቑዕ ወይ ቅቡል ዝበልኦ ውጽኢት ብዘይምምዝጋበን ኣሰልጠንተን ክሶጋ ምውሳነን ተፈሊጡ

    10 min
  • ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።
    ኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ባይቶ ጸጥታ ዉሕሃ ብዛዕባ ሶማል ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣካይዱ። ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ናይል ዘለወን ወጥሪ ብሓይሊ ንምፍታሕ ዝገብርኦ ውጥን ብልዝብ ክገብርኦ ኢትዮጵያ ተማሕጺና። መበል 20 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ብስእላዊ ምርኢት ይዝከር ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።
    7 min
  • ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።

    ኣርእስቲ ጸብጻብ፥

    ባይቶ ጸጥታ ዉሕሃ ብዛዕባ ሶማል ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣካይዱ።

     

    ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ናይል ዘለወን ወጥሪ ብሓይሊ ንምፍታሕ ዝገብርኦ ውጥን ብልዝብ ክገብርኦ ኢትዮጵያ ተማሕጺና።

     

    መበል 20 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ብስእላዊ ምርኢት ይዝከር ኣሎ።

     

    ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣  መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።

    7 min
  • "እዚ ስልማት'ዚ ንዓይ ከቢድ'ዩ።" ፕሮ/ግርማይ ነጋሽ ተዓዋቲ ስልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021
    ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    16 min
  • "እዚ ስልማት'ዚ ንዓይ ከቢድ'ዩ።" ፕሮ/ግርማይ ነጋሽ ተዓዋቲ ስልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021

    ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ።  ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

     

    15 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners