
Sign up to save your podcasts
Or


እቲ ዝሒሉ ዝነበረ ናብ ሊብያ ምኻድ እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ንተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ የሻቕሎ። ኣብዚ እዋን እዞም ስደተኛታት ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘለዉ ኣብሪሁልና ኣሎ።
ኣብ መልበርንን ሲድኒን ብሰንኪ ኮቪድ ዘሎ ምዕጻው ብምንውሑ ፡ ማእከላት መወሳወሲ ኣካላት (ጂይምስ)ን ካልእ ናይ ስልጠና መሳለጥያታትን ፡ ሰባት ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ማሕበራዊ ርክብ ምስኣን ከምኡውን ግዱብ ኣብ ግዳም ናይ ምውጻእ ቀይዲ ማለት ኣካላዊ ጥዕና ጥራይ ዘይኰነስ ኣእምሮኣዊ ጥዕና እውን ሃስያ ይወርድ ኣሎ።
ይኹን እምበር ፡ ፡ ናጽነታትካ ኽሳዕ እትረክብ እናተጸበኻ ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናኻ ንምሕላው ዝሕግዝ ገለ ሜላታት ክኢላታት ጥዕና የካፍሉ።
ስዒድ ሓሰን ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣባል ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ነቕርቦ ኣለና።
ጽኑዕ ሕጊ ኣውሮጳን መንግስቲ ልብያ ንጉዳይ ስደተኛታት ባዕሉ ክከታተሎ እንተጀመረኳ፡ ሕጂውን ኣስገርቲ ሰባት ይዓዩን፡ ሊብያዊያን ባዕሎም ኣብቲ ናይ ምሻጥን ምልዋጥን ዕዳጋ ስደተኛታት ተዋፊሮም ኣኣለዉ። ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝሞተ ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪን ካልእ ምስኡ ዝተሓሓዝን ተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ ገሊጹልና ኣሎ።
** ኒው ሳውዝ ወልስ 1,257 መልከፍቲ ኮቪድን 7 ሞትን ኣጋጢሙ...
** 120 ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቓዊ ማእከላት ስደተኛታት ሱዳን ከምዘለዉ ተፈሊጡ
** ዳኒል መድቨደቭ ንኖቫክ ጃኮቪች ብምስዓር ብምስዓር ቻምፕዮን U-S Open ኮይኑ
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,825 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners