
Sign up to save your podcasts
Or


ኣርእስታት ዜና
**ኣብ NSW ዝጸንሐ ብሰንኪ ኮቪድ ምዕጻው ንተወሳኺ ሓደ ሰሙን ተናዊሑ, እታ ግዝኣት ሎሚ 38 ሓደሽቲ መልከፍቲ መዝጊባ
**ናይ ሃይቲ ፕረሲደንት ኣብ ገዛኡ ተቐቲሉ።
** መንግስታት ሱዳንን ግብጽን ንኻል ኣይ ምምላእ ሓጽቢ ህዳሰ ይቃወማ።
**ኣውስትራሊያዊት ተጻዋቲት ባይታ ቴኒስ Ash Barty ንፍርቂ ፍጻመ ዉድድር ቴኒስ ትዳሎ።
ኣርእስታት ሓጸርቲ ጸብጻብ
ብርግጸት ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰሱ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ወፍሪ ዓቃቢ ሰላም ክእገዱ ተሓቲቱ።
ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገዓዙ መራሕቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንጸገማት ተቓሊዕና ኢሎም።
ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዓሚ ብ28.7% ወሲኹ።
ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርርብ ዝምርኮስ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክህሉ ሓቲታ
ቀረጽ ወይ ግብሪ ዝወራረደሉ እዋን ኢና ዘለና።
ይኹን እምበር ኮቪድ-19 ንህይወትና ንሓደ ዓመት ምሉእ ብምጽላው ፡ ገለ ካብቲ ኣብቲ መስርሕ ምውርራድምቅይያራት ተጌሩ እዩ።
.. ናይ ዓመት ግብሪኹም ከተወራርዱ ከለኹም እንታይ ከምዘድልየኩም ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ ።
ኣውስትራሊያ ብመደብ ሰብኣዊ ቪዛ ተእትዎም ስደተኛታት ኣብ ዓመተ 2020-21 ልዕሊ ዓሰርተው ሰለስተን ፈረቓን ሽሕ ናይ ቪዛ ቦታታት ኣብዝለወሉ ናይ ኣውስትራሊያ መደብ ፈጠራን ወፍሪን ንግዲ ብዕፅፊ ወሲኹ ።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እቲ ፕሮግራም ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ቢልዮናት ዶላራትኣብ ኢንቨስትመንት ብምግባር ነቶም ናይ ቢዝነስ ክእለት ዘለዎም ኣውፈርቲን ፈጠራዊ ክእለት ዘለዎም ስደተኛታት ናይ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡዩ።
ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብወገኑ ንቕትለት ስድተኛታት ኣብ ትግራይ ዝምልከቱ ሓበሬታታት ካብ ኢንተርነትን ካልኦት ፍልፍላትን ከም ዝበጽሑዎ ብምግላጽ ምጽራይ ይገብር ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታትን ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ትንታነ ሂቡ ኣሎ። እዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኔሩ ኣብዚ ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ቀሪቡ ኣሎ።
መራሕቲ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ኣካይዳኡን ፖለቲካዊ መርገጺኡን ብዝምልከት ኣብዝተፈላለዩ መራኸቢታት ክገልጹ ድሕሪ ምቕናይ ዝተፈላለዩ መልሰ ግብሪ ክወሃቦም ጸኒሑ ኣሎ። ንዝያዳ ምንጻር ሓሳቦም ከካፍሉና ን ኣቦ መንበር ኣቶ ልኡል ዘውደን ምክትሉ ኣቶ ፍቕረ ጋይምን ዓዲምናዮም ኣለና ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡
*** ኒው ሳውዝ ዌልስ 35፡ ኲንስላንድ ኣርባዕተ ቪክቶሪያ ባዶ ሓደሽቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊበን።
**** ሱዳን ኣብ ትግራይ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ኣብቲ ከባቢ ዘለዋ ሃገራት ዘይምርግጋእ ከይፈጥር የተሓሳስበኒዩ ክትብል መግለጺ ኣውጺኣ።
***** ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ፡ኤርትራውያንዝርከብዎምስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑን ዝደሓኑን ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
ዋይት ሃውስ ብምኽንያት በዓል ኣርባዕተ ሓምለ ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዳግማይ ምትንሳኣ ፡ ንከባቢ ሓደ ሽሕ ሰባት ናይ በርገርን ርችትታትን ከአንግድ እዩ ።
እንተዀነ ግን: እቲ ብዝያዳ ተላባዒ ዝዀነ ደልታ ዝበሃል ዓሌት ኮቪድ ኣብ ኣየራት ኣብዝተዘርግሓሉን : እቲ መጠን ክታበት ድማ በቲ ተስፋ ዝተገብረሉ ደረጃ ስለ ዘይተበጽሐ: እቲ መንግስቲ ኣብ መልከፍቲ ናይዞም ሕማማት እዚኣቶም ተወሳኺ ሳዕቤን ክህልዎ ከም ዝኽእል ኣተሓሳሲቡ ኣሎ ።.........
ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ
ማእሰርቲ ሰላማውያን ተጋሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ክልላትን ይቕጽል ኣሎ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,832 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners