SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ለካቲ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ኣውስትራሊያዊያን ብመንግስቲ ድጎማ ዝግበረሉ ማዕከን ፋርማሲ [PBS] ብዝሓሰረ ዋጋ መድሃኒት ክረኽቡ ምዃኖም ኣፍሊጡ ። ፕረዚደንት እስራኤል ይስሃቕ ሄርዞግ ናብ ኣውስትራልያ ዝገበሮ ምብጻሕ መንግስቲ ክስርዞ ዝጠልቡ ደገፍቲ ፍልስጤማውያን ተጣበቕቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም ። ካርሎስ ኣልካራዝ ዝነኣሰ ሻምፕዮን ኣውስትራሊያ ኦፐን ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።
    13 min
  • ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ናብ ጐንፂ ናይ ምምላስ ዝንባለታት ከምዘሻቕሎ ገሊፁ። ጸብጻብ
    ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ናብ ጐንፂ ናይ ምምላስ ዝንባለታት ከምዘሻቕሎ ገሊፁ። ኣቦ መንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ውን ተመሳሳሊ መግለጺ ሂቡ ኣሎ። ማሕበር ሓካይም ኤርትራ መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣስመራ ኣካይዱ። ሃገራዊ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት የመን ንሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብትሪ ከም ዝዀነነ ተገሊጹ። መራሕቲ ጁቡትን ሶማልያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
    9 min
  • A hidden childhood cancer is increasing: what do these children need? - ሕቡእ ካንሰር ቆልዑ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ፣ እዞም ህጻናት እንታይ'ዩ ዘድልዮም፧
    The Leukemia Foundation is warning more than 400 children a year could face a blood cancer diagnosis within the next decade. The foundation is attempting to raise $12 million through its annual World's Greatest Shave campaign, with funds contributing to research and support services to families impacted by blood cancer. - ትካል 'ሊዩከሚያ ፋውንዴሽን' ልዕሊ 400 ህጻናት ኣብ ዓመት ኣብ ውሽጢ'ዚ ዝመጽእ ዘሎ ዕቑድ ሕማም መንሽሮ ወይ ካንሰር ደም ከጋጥሞም ከምዝኽእል የጠንቅቕ። እቲ ትካል ብመንገዲ'ቲ ዓመታዊ ዘካይዶ ጎስጓስ ምልጻይ ጸጒሪ (greatest shave campaign) ኣቢሉ $12 ሚልዮን ዶላር ክእክብ ይፍትን ኣሎ፡ እቲ ዝእከብ ሓገዝ ድማ ናብ ምርምራትን ብካንሰር ደም ዝተጸልዉ ስድራቤታት ኣገልግሎት ድጋፍ ዝረኽብሉን ኣበርክቶ ክገብር'ዩ።
    9 min
  • ትራምፕ፣ ኣውስትራልያን ዓለምን: ኣብ ግዜ ትራምፕ ኣሜሪካ ሉኣላውነትን ቻርተር ው. ሕ. ሃ.ን እንታይ'ዩ ትርጉሞም፧ ሞንሮ ዶክርቲን፧ - ዕላል ምስ ዶር ኣማኑኤል ኤሊያስ
    ኣብ ኣሜሪካ ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወስዶም ዘሎ ስጉምቲታትን ዝኽተሎም ዘሎ ፖሊሲታትን ንኣውስትራልያ ወሲኽካ ምስ ፈተውትን ጸላእትን ዘሰሓሕቡ ኮይኖም ኣለዉ። ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ወሪሩ ዝጨወየ ስርሒት፣ ምፍርራሓት ወራር ኣብ ልዕሊ ሜክሲኮ፣ ካናዳ፣ ግሪንላንድ፣ ኮሎምቢያ፣ ኢራንን ካልኦት ሃገራትን ናይ ቀረባ ኣብነታት'ዮም። ነዚኦም ምዕባለታት ምስ ግብረመልስታት ዓለምን ዝጸንሐ ኣካይዳ ፖሊሲታት ወጻኢ ኣሜሪካን ብምንጽጻር ምስ ዶክተር ኣማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ክንድህስሶም ፈቲንና'ለና። * ስጉምቲታት ኣሜሪካን ሉኣላውነት ሃገራትን፣ * ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ * ሕሉፋት ታሪኻት ኣሜሪካ ኣብ ላቲን ኣሜሪካን ካልኦት ኣህጉራትን፣ ፍሉይነት ፖሊሲታትን ስጉምቲታትን ፕረዚደንት ትራምፕ፣ * ኣገባብ ዲፕሎማስያዊ ኣካይዳ ትራምፕ - ብዙሓት ብጸርፊ ጀሚሩ፣ ናብ ምፍርራሕ ከይዱ ናይ ስጉምቲ ይኣቱ ዝብልዎ ከመይ'ዩ፧ * ቀዲሙ ስጉምቲ ወሲዱ ድሕሪኡ ንምንታይ ምኽንያት የቕርብ፣ ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ምምሕዳር ትራምፕ ክሳብ መዓስን ክንደይን፧ * ትርጉምን ኣመጻጽኣን ፕረዚደንት ትራምፕ ዝጥቀመሉ ዘሎ 'ሞንሮ ዶክትሪን'ን ምላሽ ኣውስትራልያን፣ * ኣውስትራልያ ኣብ ርሑቕ ምብራቕ ትነብር ክንሳ ምዕራባዊት ሃገር ድያ ትቑጸር፧ ንሕቶታት ኣብ ልዕሊ ሞራላዊ ልዑልነት ኣሜሪካ ብኸመይ ትምልሰሉ’ላ፧ ምኽንያታት ትራምፕ ነቶም ዝወስዶም ስጉምቲታት መወዳእታ ኣለዎም ድዩ፧ ዝብሉን ካልኦትን።
    45 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥሪ 2026)
    ን ሎሚ 29 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ነባሪ ኲንስላንድ ዝኾነ ኣቶ ኣልኣዛር ተስፋይ ካብ 2002 ን ኣውስትራሊያ ከም ሃገሩ ሓሲቡ ንልዕሊ ክልተ ዕቑድ ዓመታት ዝነብር ዘሎ እዩ። በዓል ሞያ ሕክምና ኮይኑ ምስ World Wellness Groupe ኮይኑ ኣብ መስተን ሓሽሽን ንዝ ኣተዉ ኣብ ምሕጋዝን ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይን ዝርከብ ዘሎ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ምንባር ዝህቦ ረብሓታትን ብድሆን፡ መስተን ጎዳኢ እጽ ጠንቂን ዘስዕቦ ጎዳኢ ነገራትን ኣዕሊሉ ኣሎ። ምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ። ነዚ ዝጥምት ትሕቶውን ከነቕርብ ኢና። ኣብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ህዝብዊ መጓዓዝያ ኣውስትራሊያ፡ ክንርእይ ኢና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ዓመታዊ ዝቕባበ ምውሳኹ ፡ ቊጠባ ሃገር ንምርግጋእ ዝያዳ ዕዮ ከም ዘድሊ ዘዘኻኽር እዩ ክብል ትረዠረር ጂም ቻልመስ ገሊጹ ። ኢራን ምስ ኣመሪካ ንዘተ ፍጹም ድልውቲ ምዃና’ኳ እንተገለጸት፡ ዝዀነ መጥቃዕቲ እንተተፈጺሙ ግን ብርቱዕ ምላሽ ከም እትህብ ኣጠንቂቓ። ኣብ ግጥማት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ኣውስትራሊያዊ ኣብ ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ጃኒክ ሲነር ን ኣመሪካዊ በን ሸልተን ሲዒሩ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፉ።
    51 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ኤስ ቢ ኤስ ትግሪኛ 29 ጥሪ 2026)
    ኣርእስታት ዜና፥ ዓመታዊ ዝቕባበ ምውሳኹ ፡ ቊጠባ ሃገር ንምርግጋእ ዝያዳ ዕዮ ከም ዘድሊ ዘዘኻኽር እዩ ክብል ትረዠረር ጂም ቻልመስ ገሊጹ ። ኢራን ምስ ኣመሪካ ንዘተ ፍጹም ድልውቲ ምዃና’ኳ እንተገለጸት፡ ዝዀነ መጥቃዕቲ እንተተፈጺሙ ግን ብርቱዕ ምላሽ ከም እትህብ ኣጠንቂቓ። ኣብ ግጥማት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ኣውስትራሊያዊ ኣብ ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ጃኒክ ሲነር ን ኣመሪካዊ በን ሸልተን ሲዒሩ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፉ።
    10 min
  • ምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ።
    ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ኣቶማዊ መጽናዕቲ ፡ "ሰዓት መዓልቲ ምጽኣት" መሊኦማ ፣ እዚ ኣቆጻጽራ'ዚ ነቲ ናብ ቅድሚ ፍርቂ ለይቲ ዝቐርብ ፡ ዓለምለኻዊ ዕንወት ዝዕቅን እዩ ። እቲ መቐቀኒ ንናህሪ ኑክሌሳዊ ሓይልታት ፡ ሩስያ ፡ ቻይናን ኣመሪካን ፡ ንኑክልየሳዊ ኣጽዋር ዘይምቍጽጻር ፡ ኣብ ዩክረይንን ኣብ ማእከላይ ምብራቕን አሎ ግጭታት ፡ ዛዕባ ኤ--ኣይ ዘሎ ጭንቀት ኣብ ግምት ኣትዮም እዮም እታ ናይ ምቕራብ ምጽ ኣት ሰዓት ኣቀላጢፎማ ዘለዉ። ቡለቲን ኦቭ ዘ ኣቶሚክ ሳይንቲስትስ ፡ ነታ ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢታት ጎደል ገይርዋ ኣሎ ። እዚ ካብቲ ዓሚ እተመደበሉ ብኣርባዕተ ካልኢት ሎሚ ቀሪቡ ኣሎ ።
    9 min
  • ምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ። ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥሪ 2026)
    ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መጠን ሙቐት ተሰይሩ። ** ምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ። ** ሎሚ ክግበር ተሃሲቡ ዝነበረ ፍሉጥ ዉድድር ብሽግለታ ብሰንኪ ብርቱዕ ሙቐት ተሰሪዙ።
    7 min
  • Public transport in Australia: breaking down the basics - ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ህዝብዊ መጓዓዝያ ኣውስትራሊያ፡
    Like in most countries, public transport in Australia is the cheapest way to get around. It includes trams, buses, trains and ferry services. And each state or territory has its own transport network. However, navigating Australia’s public transport system with ease requires knowing the basics around how it works and what to expect. - ልክዕ ከም ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ህዝባዊ መጓዓዓዚያ በቲ ዝሓሰረ መንገዲ ኣገልግሎት ጉዕዞ ዝግበረሉ ። እቲ ኣገልግሎት ናይ ትራም ፣ ናይ ኣውቶቡሳት ፣ ባቡራትን ናይ ጀላቡ ወይ ፈሪ ኣገልግሎታትን የጠቓልል ። ከምኡ 'ውን ነፍሲ ወከፍ መምሕድዳር ግዝኣት ወይ ተሪቶርይ ናይ ባዕሉ ናይ መጓዓዝያ መርበብ ኣለዎ ። ይኹን "ምበር ንናይ ኣውስትራሊያ ህዝባዊ መጎዓዚያ ብቕልል ዝበለ መንገዲ ምድህሳስ ኣብ ከመይ ከምዝሰርሕን እንታይ ከምዝጽበይን መሰረታዊ ነገራት ምፍላጥ የድሊ ።
    8 min
  • ክብረ ወሰን ዝሰብር ሓያል ሙቐት ንኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰ. ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 27 ጥሪ 2026)
    ክብረ መዝገብ ዝሰብር ሓያል ሙቐት ን ኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰንቲግሬድ ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ። እስራኤል ንሬሳ ናይቲ ኣብ ጋዛ ዝነበረ ናይ መወዳእታ ጅሆ ተታሒዙ ዝነበረ ረኺባቶ፡ ኣብ ሚኒሶታ ብወተሃደራት ፈደራል ኣመሪካ ዝተፈጸመ ቅትለት ሰላማውያን ሰባት መራሕቲ ደሞክራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ደተኛታት ዝግበር ግፋ ስለዝቃወሙ ዘለዉ እዮም ክብል ምምሕዳር ትራምፕ ጠቂኑ።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,868 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners