SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ማዕረ ምውጻእ ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ንኣርሴናል ጠቒሙ፣ ጸብጻባት ግጥማት ኣፍሪካ 2023
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (11032024) * ማራቶን ባርሴሎና ሰንበት ተኻይዱ ደጊቱ ኣዝመራውን ታደሰ ብርሃነን ተዓዊቶም፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ኣብ ኣንፊልድ ገጢመን ማዕረ 1-1 ብምፍልላየን መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ኣርሴናል ተረኪባ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ኣብ ካልኣይ መድረኽ ሳልሳይ ወጺኡ እንተነበረ'ኳ ዘይንቡር ምፍንጣስ ኣካይዱ ተባሂሉ ንድሕሪት ክስራዕ ተገይሩ፣ * ካብ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ኣትሌታት ዝሳተፍዎ ግጥማት ኣፍሪቃ ዓርቢ ኣብ ኣክራ፣ ጋና፣ ተጀሚሩ፣ ት20 መንእሰያት ኢትዮጵያ ብጋናውያን ተሳዒረን፣ * ንሓደ ጻዕዳ ሰብ ‘ጻዕዳ’ ኢልካ እንተጸረፍካዮ ኣድልዎ ዓሌትነት ድዩ፧ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።
    13 min
  • "ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስራዊተይ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ኣይፈልጥን" - ኢታማዦር ሹም ኢትዮጵያ
    ኣብ ጉዳይ ተፈጻምነት ስምምዕ ፕሪቶርያ ዘድሃበ ልዝብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ: ኢታማዦር ሹም ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ፈጺሙ ከም ዘይፈልጥ ተዛሪቡ: ንትግራይ ህፁፅ ህይወት ኣድሕን ሓገዝ ክውስኽ ዩኒሴፍ ጸዊዑ: ኣብ ኤርትራ ብምውላ ሕብረት ኤውሮጳ ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠና 26 ጸገም ምስማዕ ዘለወን ደቂንስትዮ ተመሪቐን:
    8 min
  • MiniPod: Ep10 Eating Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 10ይ ክፋል፡ ኣብ ደገ ከይድካ/ኣብ ቤት መግቢ ምብላዕ | English on Repeat (Easy)
    Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: The food here is delicious. | You should try the chicken salad. | I had a great meal, did you? | My favourite dish is garlic prawns. | Can I get the bill, please? - ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡ ኣብ'ዚ (ተቐሪቡ) ዘሎ መግቢ ጥዑም'ዩ። | ነዚ ሰላጣ ደርሆ ክትፍትንዎ ኣለኩም። | ጥዑም መግቢ በሊዐ፣ ንስኹም'ከ፧ | እቲ ዝፈትዎ መግቢ ጋርሊክ ፕሮውንስ (ጻዕዳ ሽጉርቲ ዘለዎ ናይ ባሕሪ መግቢ) እዩ። | ብኽብረትኩም፣ ቅብሊት ሕሳብ'ዶ ክትህቡኒ፧
    6 min
  • ንኣደ ሰለስተ ቆልዑ ሰማንታ መርፊ ዝቐተላ መንእሰይ ስሙ ተገሊጹ
    ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ቀታሊ ናይ’ታ ንሓያሎ ሰሙናት ደሃያ ጠፊኡ ዝቐነየ ካብ ግዝኣት ቪክቶርያ፣ ኣውስትራልያ፣ ዝኾነት ሰማንታ መርፊ ሕጂ መንነቱ ተገሊጹ። ሓደ ቤት ፍርዲ ከተማ ባላራት ስምን ስእልን ናይ’ቲ ቀታሊ ከይርቋሕ/ከይግለጽ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ብይን ወይ ውሳነ ድሕሪ ምልዓሉ እቲ መንእሰይ ፓትሪክ ስቲፈንሰን ምዃኑ ተፈሊጡ፣ ወዱ ንሓደ ገዲም ተጻዋታይ ፍሉይ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ዝነበረ’ዩ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 7 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ምምሃር ቋንቋ ንቆልዑ ትሰርሕ ዘላ ወ/ሮ ሶሎሜ ሞጎስ ካብ ዝገበርናዮ ዕላል ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ። ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ንሓደ ሰሙን ዝጸንሕ መደብ ንምዕማም ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገይሽ ኢትዮጵያ: ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ከም ዘሎ ገሊጻ። ህወሓት "ንኲናት ይዳሎ ኣሎ" ንዝብል ክሲ ነጺጉ ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኒኪ ሀሊ ንፕሬዝዳንታዊ ምረጹኒ ትገብሮ ዝጸንሐት ጎስጓሳት ኣብቂዓ ። መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፡ ኣብዝቕጽል ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ እንተ ተመሪጹ ፡ ኣብ 2030 ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ሰፊሕ ኑክሌሳዊ መመንጨዊ ጸዓት ክምዕብልን ክስራሓሉን ከምዘግብር ገሊጹ ። ኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ጽምዶ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ከም ዘላ ተገሊጹ።
    56 min
  • “ከምዚ ኣብዚ ዝሰርሖ ዘለኹ ኣብ ዓድና ከይደ ክሰርሕ’የ ዝምነ።” ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን
    ኣብቲ ሒዛቶ ዝመጸት ናይ ጂኦግራፍ ትምህርቲ ካልእ ተወሳኺ ዲግሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ተማሂራ፡ ኣብ ምምኻርን ምምሃርን ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊራ ትሰርሕ ዘላ እያ። ወ/ሮ ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ተሞክሮኣን ምኽሪን ሂባ ኣላ።
    26 min
  • ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ይተርፎ ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ ግና እናተወደአ ይኸይድ ።
    ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ተሪፍዎ ኣብ ዝሎ እዋን ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ እናተወደአ ይኸይድ ኣሎ ። ኣዛተይቲ ፡ ተወሳኺ ረዲኤት ናብቲ ዞባ ክቐርብን ነቶም ብሃማስ ተታሒዞም ዘለዉ ጅሆ ድማ ናብ ዓዶም ንኺምለሱ ተስፋ ብምግባር እዮም ኣቐዲሙ ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ክግበር ፡ ዝትስፈዉ ፡። ኣዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብታ ተኸርዲና ዘላ ወሽመጥ ልዕሊ መጠን ጥሜትን ጕድለት ምግብን ተኸሲቱ ኣሎ ።
    8 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 መጋቢት 2024)
    ንሎሚ 6 መጋቢት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ኣብ ርብዒ ዓመታዊ ናይ ታሕሳስ ብ 0.2 ሚኢታዊ ምዕባዩ ቤት ጽሕፈት ስታቲስቲክስ ኣውስትራሊያ ገሊጹ። “ሰራዊተይ ኣብ ልኡላዊ ግዝኣቱ'ዩ ዘሎ።” ብምባል መንግስቲ ኤርትራ ፡ ሰራዊቱ ገና ኣብ መሬት ኢትዮጵያ ኣሎ ንዝብል ክሲ ምላሽ ሂብሉ። ሚ/ር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድማ ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ንምፍታሕ ፈደራል መንግስቲ ዝኽተሎ ዘሎ ስልቲ ኣነጺሩ።
    8 min
  • ምድላው ስራሕ ንምምልካትን ንምርካብን (ምንባር ኣብ ኣውትራሊያ)
    ብዛዕባ ዘገድሰካ ስራሕ ኣብ መወዓውዒ ክትድህስስ ከለኻ ፡ ነቲ ብድሕሪኡ ዝስዕብ ስጕምትታት ምርዳእ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ። ስራሕ ንምምልካት ምጽሓፍ ከቢድ ክኸውን ዝኽእል እኳ እንተዀነ: ንትጽቢት እቲ ስራሕ ክቖጽረካ እትደልዮ ኣስራሒ ምርዳእ ግን ነቲ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክብ የብሎ ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners