SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሓድሽ ቤተመዘክር ሰነዳት መግዛእቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ንምኽፋት ይሕሰብ፡ ዳህሳስ ዕደና ኤርትራ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ተረኺቡ ተባሂሉ።
    ል ኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣርእስታት፡ ሓድሽ ቤተመዘክር ሰነዳት መግዛእቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ንምኽፋት ይሕሰብ ኣሎ ተባሂሉ። ዕደና ኤርትራ፡ ኣብ ኣቡርና ዝካየድ ዘሎ ዳህሳስ ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኸቦ ተገሊጹ
    7 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ጥሪ 2024)
    ንሎሚ 31 ጥሪ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ነበር ዒምራን ክሃን ፡ ወግዓዊ ምስጢራት ከምዘውጽአ ድሕሪ ምርግጋጹ ን10 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ ። ናይ ኢድ ቦርሳ ንምውሳድ ንሓደ ሰብኣይ ኣብ ማያት ሆባርት ኣጥሒሎም ዝተባህሉ ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ናይ መወዳእታ 16 ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪኮስት 2023 ፣ ኣንጎላን ናይጀርያን እተን ክልተ ቀዲመን ናብ ርብዒ ፍጻመ ምሕላፈን ዘረጋገጻ ኮይነን፣
    6 min
  • ስርሒት ወተሃደራት እስራኤል ኣብ ሆስፒታል፡ እማመ ስምምዕ ተኹሲ ምባልን በሸሓት ዝቑጸሩ እሱራት ፍልስጢኤም ንምፍታሕ።
    ዕጡቓት ሓይልታት እስራኤል ኣብ ዌስት ባንክ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ወሪሮም ፡ወተሃደራት ሓማስ ምዃኖም ንዝገለጽዎም ሰለስተ ፍልስጤማውያን ቀቲሎም ። እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ሰራዊቱ ካብ ጋዛ ከም ዝስሕቡ ዝገብር ስምምዕ ተዅሲ ደው ምባል ነጺግዎ ኣሎ ።
    6 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ገዛእ ርእስኻ ንእሽቶ ንግዲ ወይ ቢዝነስ ብኸመይ ይጅመር?
    ኣብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ንግዲ ወይ ቢዝነስ ምጅማር ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ ። ኣውስትራሊያ ን ፈጠራን ንስርሕ ምፍጣርንት ድልዱል ትሕተ ቅርጺ ብምቕራብ፤ ኪኢላዊ ዓቕሚ ሰብ ብምቕራብን ፤ ከምኡ "ውን ብናይ መንግስቲ ተበግሶታት ንዕብየት ነኣሽቱ ንግዲ ንምትብባዕ ናጻ ምወላታት፡ ገንዘባዊ ሓገዝን ናይ ግብሪ ምጉዳልን ኣቢላ ትድግፍ ።
    11 min
  • ጣልያን ን ኣፍሪቃ 5.5 ቢልዮን ክትምውል እያ። ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥሪ 2024)
    ን ሎሚ 30 ጥሪ 2024 ዝተዳለው ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታቶም፡ ሓንቲ ንዶናልድ ትራምፕ ብምጽላም ዝኸሰሰት ሰበይቲ ፡ ገለ ካብቲ ዝወሃባ ናይ ካሕሳ ገንዘብ ኣብቲ እቲ ፕረዚደንት ዝጸልኦ ነገር ከተውዕሎ ከም እትደሊ ገሊጻ ። ኣብ ኲንስላንድ ብድሕሪ ትሮፒካዊ ኪሪሊ ዝሰዓበ ብርቱዕ ዝናም ን ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ መገዲታት ተቘሪጹ ፡ እቲ ቦታ ድማ ንኣዋርሕ ተነጺሉ ክጸንሕ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ኢጣልያ ምስ ኣፍሪቃ ዘለዋ ዝምድና ንምድልዳል ዝሕግዝ ናይ 5.5 ቢልዮን ዩሮ ክትምውል ምዃና ኣፍሊጣ። ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ዓወቱ ናይ’ዚ ዓመት ኣብ ኣውስትራልያ ኣመዝጊቡ።
    9 min
  • ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ኣውስትራልያ ዝደመቕሉ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ኦሳካ ተዓዊታ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/01/2024) * ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ዓወቱ ናይ’ዚ ዓመት ኣብ ኣውስትራልያ ከመዝግብ’ንከሎ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ቅድድም ካደል ኤቫንስ ግሬት ኦሸን ሮድ ረይስ ብዝነኣሰ ፍልልይ ብፎቶፊኒሽ ተቐዲሙ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኢትዮጵያዊያን ሳሙኤል ተፈራን ዲሪበ ወልተጂን ኣብ ኣስታና ተዓዊቶም፣ ወርቅነሽ እዴሳ ክብረወሰን ማራቶን ኦሳካ ብ2 ደቒቕ ብምምሕያሽ ተዓዊታ፣ * ኢትዮጵያዊ ህቡብ ጋዜጠኛ ስፖርትን ደራሲን ገነነ መኩሪያ ብሕማም ምኽንያት ዓሪፉ፣ * ሓያሎ ኣሰልጠንቲ ናይ’ተን ኣብ’ዚ ዓመት ካብ ትጽቢት ንታሕቲ ውጽኢታት ዘመዝገባ ሃገራት ካብ መዝነቶም ኣብ ዝተስጎጉሉ ግጥማት ናይ መወዳእታ 16 ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪኮስት 2023 ተጀሚሮም፣ ኣንጎላን ናይጀርያን እተን ክልተ ቀዲመን ናብ ርብዒ ፍጻመ ምሕላፈን ዘረጋገጻ ኮይነን፣
    13 min
  • MiniPod: Ep4 Hobbies | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ኣብ ትርፊ ግዜና ነዘውትሮም ተግባራት | መደብ English on Repeat (Easy)
    Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: What do you like doing? | My favourite hobby is gardening. | I listen to music to relax. | I play tennis and go swimming. | What are your favourite hobbies? - ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ እንታይ ክትገብሩ ትፈትዉ፧ | እቲ ዝፈትዎ መዘናግዒየይ ጀርዲን ምኹስኳስ’ዩ። | ንኽዛነ ሙዚቃ እሰምዕ። | ቴኒስ ይጻወትን ናብ ምሕንባስ ይኸይድን። | ትፈትውዎም መዘናግዒታት እንታይ’ዮም፧
    6 min
  • "ንኹላትና ከተሰማምዓና ናብ ትኽእል ናብ ተልእኾ ኤሪሳት ንመለስ" ኣቶ ተወልደ፡ "ሄኖክ ሲዒሩ፡ ሳባ ወዲቓ ምባል ንኹላትና ኣይጠቕመናን'ዩ" ፊልሞን
    ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ዝዓዪ ናይ ኤርትራዊያን መዲያ ኤሪሳት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ መንጎ ቦርድን ኣካየድቲ ስራሕን ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ እቲ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ብመገዲ ሳተላይት ዝመሓላለፍ ዝነበረ ከቋርጽን ኣብ ቀጻሊ ናይ እንካን ሃባን ፍሕፍሕ ተፈጢሩ ጸኒሑ። ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ጸገም ንምፍታሕ ዝተገብረ ጻዕርታትን ኣብ መንጎ ዘሎ ፍልልያትን እንታይ ከምዝመስል ምስ ኣባል ቦርድ ኤሪሳት ኣቶ ተወልደ እሲፋኖስን ኣባል ኣካየድቲ ኤሪሳት ኣቶ ፊልሞን ሓጎስ ዝተገብረ ዝርርብ።
    40 min
  • “ካብ ሲ ኣይ ኤ (ስለያ ኣመሪካ) ናብ ኤርትራ ብተደጋጋሚ እናመጽኡ ከሰልጥኑናን ነቲ ዝምድና ከትርርዎ ይፍትኑ ነይሮም’ዮም።” ዳኒኤል ጋርዛ
    ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ; ስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ን ኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ይጸልዋ ኣሎ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ተዘሪብሎም ኣሎ።
    14 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ጥሪ 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 25 ጥሪ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ጸልይዋ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ኣልዒልና ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት። ደቂ ሰብ ኣብ ኣፍ ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ቀሪቦም ከምዝርከቡ ዘመልክት "ሰዓት መዓልቲ ምጽኣት" ወይ "Doomsday Clock" መወዳእታ ደኢ ሰብ ኣብ 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካል ኢት ተሪፍዎ፡ ነዚ ዝገልጽ ትሕዝቶ ኣለና። ጸብጻብ ል ኡኽና ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ውን ግዜኦም ሓልዮም ዝቐርቡ መደባትና እዮም። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ እሱራት ዩክረይን ዝሓዘት ወተሃደራዊት ነፋሪት ኣብ ሩስያ ወዲቓ 74 ሰባት ሞይቶም። ኣብ ሲድኒ ፡ ኣዝዩ ተላባዒ ቫይረስ ዘለዎ ተጓዓዛይ ምስ መጸ ፡ ምስ ንፍዮ/measles ዝተሓሓዝ ናይ ጥዕና መጠንቀቕታ ተዋሂቡ ። ስጳንያዊ ካርሎስ ኣልካርታዝ ካብ ናይ ኣውስትራሊያ ኦፐን ናይ ርብዒ ፍጻሜ ብ ጀርመናዊ ኣሌክሳንደር ዘቨረቭ ተሳዒሩ ናብ ዓዱ ተፋንዩ ።
    56 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners