SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሰዓት ጥፍኣት ደቂ ሰብ (ምጽኣት) 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካሊኢት ጎደል ኮይኑ።
    ደቂ ሰብ ናብ ኣፍ ዓለምለኻዊ ጥፍኣት ቀሪቦም ይርከቡ። እቲ ሰዓት "መዓልቲ ምጽኣት" ወይ "Doomsday Clock" ናይ ደቂ ሰብ መወዳእታኦም ተመልክት ምሳልያዊ ምቑጻር ሰዓት ፡ እቲ እዋን መዓስ ከምዝኾነ ብ መጽሄት ኣቶሚክ ሳይንቲስትስ ብዝተገብረ ግምገማ ናይ 2024 ንፍርቂ ለይቲ 90 ካሊኢት ጎደል ጥራይ ከምዝተርፎ ተገይሩ ኣሎ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ነዚ ዝገልጽ እዩ። ።
    7 min
  • "ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ካሜሩንን ኣብ ሃገራት ትሕተ-ሰሃራ ኣፍሪቃ" CPJ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ጥሪ 2024)
    ን24 ጥሪ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታቶም፡ ኣውስትራልያን ጃፓንን ናይ ኣብትሕቲ ባሕሪ ዝግበር ውግእ ዝምልከት ናይ ምርምር ስምምዕ ከቲመን ። ጉጅለ ሓማስ ኣብ ጋዛ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ የብሉን ብዝብል ቅድመ ኩነት እስራኤል ነቲ ምስ ሓማስ ዝግበር ስምምዕ ዳግም ነጺጋቶ ። ኤርትራ ፡ ኢትዮጵያን ካሜሩንን ኣብ ሃገራት ትሕተ-ሰሃራ ኣፍሪቃ ኣብ 2023 እተን ሰለስተ ዝኸፍኣ ኣሰርቲ ጋዜጠኛታት ከም ዝኾና ጸብጻብ CPJ ኣረጋጊጹ ።
    5 min
  • ምድላይ ስራሕ ኣብ ኣውስትራሊያ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣብ ኣውስትራሊያ መብዛሕትኡ ዕድላት ስራሕ ብወግዒ ኣይወዓውዑን እዮም ። ነዚ ዘይወግዓዊ ዕድላት ስራሕ ብዚግባእ ንምድህሳስ: ብዛዕባ ዕዳጋ ስራሕ ኣውስትራልያ ርጡብ ምርዳእ ክህሉ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ብልሙድ ዝግበር ምፍላጥ ስራሕ ጥራይ ኣብ ክንዲ ምውካል፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድላትካ ንኽሰፍሕ ካልእ መገዲ ምድህሳስ’ውን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ። ተኽእሎታት ናይ "ቲ ዝይተገልጸ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ምፍታሽን ፡ ከምኡ" ውን ምስ ናይ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ኣገልግሎታት ምልላይን ፡ ነቲ መስርሕ ምድላይ ኣብ ምስላጥ ኣድላዩ ስጒምቲ እዩ ። ነዚ ጸጋታት እዚ ምስ እትፈልጦ ፡ ቀልጢፍካ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከቀላጥፎ ይኽእል እዩ ።
    12 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥሪ 2024)
    ን23 ጥሪ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታቶም፡ እስራኤል ብመንገዲ ሸምገልቲ ፡ ክሳብ ክልተ ወርሒ ዝጸንሕ ናይ ተኹሲ ደው ንምባል እማመ ንሓማስ ኣቕሪባ ። ኢትዮጵያ ቀረብ ጽሩይ ማይ ናብ ጅቡቲ ብሰለስተ ዕጽፊ ክብ ኣቢላቶ ሶማሊላንድ ፡ "ንዝዀነ ይኹን" ናይ ደገ ምትእትታው ብትሪ ከም እትቃወሞ ኣፍሊጣ፡
    5 min
  • “ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ካብ ቀደም ናይ ምዕራባውያን ወይ ናይ እስራኤል ተጻብኦ ኣለዎ ክትብሎ ዘጸግም እዩ።” ኣቶ ዳኒኤል ጋርዛ
    ስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ጸልይዋ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ኣልዒልና ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።
    17 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2024)
    ን ሎሚ 22 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ እስራኤል ኣብቲ ኣንጻር መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር በንያሚን ናታንያሁ እተገብረ ሰልፊ ተቓውሞ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ተኻፊሎም ። ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሪፓብሊካዊ ሕጹይ ተወዳዳሪን ናይ ፍሎሪዳ ኣመሓዳሪን ሮን ደሳንቲስ ካብ ዉድድር ምርጫ ወጺኡ። ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ትግራይ ወሪዱ ምስ ተመዛበልቲ ተጋሩ ንምዝታይ መደብ ከምዝሓዘ ተሓቢሩ።
    51 min
  • እስራኤል ምምስራት ሃገረ ፍልስጤም ብወግዒ ነጺጋ፡ ኣመሪካ ግና ንሱ ከይኮነ እስራኤል ሰላም ኣይክትረክብን’ያ ኢላ።
    ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ነቲ ኣብ መጻኢ ፍታሕ ክልተ ሃገራትን ምትካል ሃገረ ፍልስጤም ክህሉሉ ዝቐረበ ጻውዒት ነጺግዎ ኣሎ ። ይኹን እምበር ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ፡ እስራኤል ናይ ፍልስጢኤም ሃገር ከይተመስረተት ፡ ንጸገማት እስራኤል ክትፈትሖ ከም ዘይትኽእል እያ እትገልጽ ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብቲ ዞባ ዝዓበየ ሆስፒታል መጥቓዕቲ ኣብ ትፍጸመሉ ዘሎ እዋን ድማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ጋዛ ተወሳኺ ሓገዝ ክቐርብ ይጽውዕ ኣሎ ።
    7 min
  • MiniPod: Ep3 Family| English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 3ይ ክፋል፡ ስድራቤት | መደብ English on Repeat (Easy)
    Listen to 'English on Repeat,' a podcast to help us improve our speaking skills: Do you have family in Australia? | I have a big family. | I have two brothers and one sister. | My brothers live in Sydney and my sister lives in Perth. | Do you have any brothers and sisters? - ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ስድራቤት ኣለኩም ዶ፧ | ዓቢይ ስድራቤት ኣለኒ። | ክልተ ኣሕዋትን ሓንቲ ሓፍትን ኣለዉኒ። | ኣሕዋተይ ኣብ ሲድኒ፣ ሓብተይ ከኣ ኣብ ፐርዝ ይነብሩ። | ንዓኹም ከ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኹም ድዮም፧
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners