SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • 'ቢንያም ግርማይ ካብ መጉዳእቱ ብጽቡቕ ይሓዊ ስለዘሎ ኣብ ዝመጹ ሰሙናት በብደረጅኡ ስፖርታዊ ንጥፈታት ክጅምር'ዩ' ሓኪም ጋንታ ኢንተርማርሺ ሰርከስ ዎንቲ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/04/2023) * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ዘለዎ ድሌት ዝገልጽ ደብዳበ ናብ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ከምዘቕረበ ተገሊጹ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፍላንደርስ ድሕሪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኩነታቱ ከምዝተመሓየሸ ጋንትኡ ከተፍልጥ እንከላ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ኣኽሊሉ ኣረፋይነ ከኣ ኣብ መንእሰያት ተማዕብለሉ ክፋል ናይ’ታ ጋንታ ምጽባሩ ሓቢራ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ’ዚ ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዘካየዶም ዙርያ ግጥማት ኣብ መንጎ ኣብ መሪሕነት መሳልል ጋንታታት ዘላ ኣርሰናልን ትኽተላ ዘላ ማንቸስተር ሲቲን ዘሎ ፍልልይ ነጥቢ ናብ 6 ድሕሪ ምድያቡ ሻምፒዮና መን ትኸውን ዝብል ንሕንሕ ክሳብ መወዳእታ ከምዝኸይድ ኣመልኪቶም፣
    11 min
  • "ዕላማ ምትርጓም ናይ'ዛ መጽሓፍ ቃላት ምድቓል ዘይኮነስ፡ ነቲ ጂብራን ክብሎ ዝደለዮ ሓሳባትን መቐረትን ጣዕምን ምስግጋር'ዩ" ዘካርያስ ገሪማ (ቀዳማይ ክፋል)
    ዘካርያስ ገሪማ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናይቲ ፍሉጥ ጸሓፊ ጂብራን ከሊል "The Prophet" ትብል መጽሓፍ ናብ ትግርኛ "እቲ ነብዪ" ኢሉ ተርጒምዋ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ስራሕን ኣብ ጥበብ ኣተራጉማን ኣመልኪትና ዕላል ገይርና ኣለና። ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።
    18 min
  • ጅምላዊ ቅትለት ዝፈጸሙ መራሕቲ ናዚ ናብ ፍርዲ ዘቕረበ ፍሉጥ ጠበቓ ዓሪፉ።
    ካብቲ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ ዓለም ንገበነኛታት ናዚ ናብ ፍርዲ ዘቕረበ መጋባእያታት ኑረምበርግ ብህይወት ዝተረፈ ናይ መወዳእታ ዓቃብ ሕጊ በንጃሚን ፈረንዝ ዓርቢ 7 ሚያዝያ ዓሪፉ ። ሚስተር ፈርንዝ ኣብ እዋን እቲ ውግእ ናይ ሞት ወተሃደራት ጀርመን ዝመርሑ ናብ ፍርዲ ዘረበን ድሕሪ እቲ ፍርዲታት ከኣ ኣህጉራዊ ሕግን ፍትሕን ክህሉ ንነዊሕ እዋን ዝተጣበቐብ እዩ ነይሩ ።
    7 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (06 ሚያዝያ 2023)
    ኣብ ናይ ሎሚ ሓሙስ 6 ሚያዝያ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ናይ ረመዳን ጾም ኣለዉ፡ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኣብ እዋን ረመዳንን ዒድን ዝዳሎ መግቢን መስተን ምስኡ ዝኸይድ ፍቕርን ምትሕውዋስን ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻእን ከመይ ከምዝመስል ምስ ወ/ሮ ሰሚራ መሓመድ ዕላል ኣካይድና ኣለና።ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። ብፕረዝደነት ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሓዱሽ ካብኔ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብቲ ነባር ወግዓዊ ርኽክብ ስልጣን ኣሳሊጡ። ፈረንሳይ ብትግራይ ዝተጎድኡ ዩኒቨርስታትን ሓድግታትን ዳግም ንምህናጽ ከም ትደሊ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣምሓራ ማእኸሎም ዝገበሩ ን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ከጥቅዑ ዝተንቀሳቐሱ ኣካላት ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ መቕጻዕቲ እንተ መጺእኩም ብኸመይ ክትከፍልዎ ከምዘለኩምን ብዘይምኽፋልኩም ክመጽእ ካብ ዝኽእል ተወሳኺ መቕጻዕቲ ንምድሓን ዝሕግዘኩም ሓበሬታ፥ ዝምልከት እዩ ክኸውን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓድሽ ካቢነ መንግስቲ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ታሪኽ ብኽምዝገብ ዝኽእል ቃለ ማሕላ ፈጺሙ። ** ፖሊስ እስራኤል ነቲ ኣብ ጥንታዊት ከተማ የሩሳሌም ዝርከብ መስጊድ ኣል-ኣቅሳ ጥሒሱ ድሕሪ ምእታዉ ፡ ኣብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ተቓውሞታት ተላዒሉ ። ** ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
    54 min
  • ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ብፕረዝደነት ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሓዱሽ ካብኔ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብቲ ነባር ወግዓዊ ርኽክብ ስልጣን ኣሳሊጡ። ፈረንሳይ ብትግራይ ዝተጎድኡ ዩኒቨርስታትን ሓድግታትን ዳግም ንምህናጽ ከም ትደሊ ገሊፃ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣምሓራ ማእኸሎም ዝገበሩ ን ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ከጥቅዑ ዝተንቀሳቐሱ ኣካላት ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ።
    8 min
  • ፊንላንድ ናብ ኔቶ ብምጽምባራ፡ ዶባት ራሻ ብ1,300 ኪሎሜተር ምስ ኣባላት እቲ ኪዳን ክትክበብ ገይሩ።
    ፊንላንድ መበል 31 ኣባል ኪዳን ኔቶ ኰይና ኣላ ፣ በዚ ከኣ እቲ ርሕቀት ናይተን ' ምስ ሩስያ ዝዳወባ ኣባል ሃገራት ዳርጋ ብዕጽፊ ወሲኹ ኣሎ ። እዚ ታሪኻዊ ቅልጡፍ ምቕባል ኣባልነት እዚ ፡ በቲ ሩስያ ኣብ ዩክረይን ዝገበረቶ ውግእ ዝደፍአ ኩነት እዩ ።
    7 min
  • መቕጻዕቲ እንተ መጺእኩም ብኸመይ ክትከፍልዎ ከምዘለኩምን ብዘይምኽፋልኩም ክመጽእ ካብ ዝኽእል ተወሳኺ መቕጻዕቲ ንምድሓን ዝሕግዘኩም ሓበሬታ፥ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
    ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ሰባት ክኸፍልዎ ዝግባእ ገንዘብ ዕሽሽ ምባል ከቢድ ሳዕቤን ከምዘለዎ ኣይፈልጡን እዮም ። ካብ ተወሳኺ ክፍሊት ምኽፋል፤ ፍቓድ መዘወሪኻ ጠጠው ምባል ወይውን ናትካ ውልቃዊ ንብረት ክሳብ ምእጋድ ዝበጽሕ ከቢድ መቕጻዕቲ ዘውርድ ዓቢ ግምት እዩ ። ብኣንጻሩ ግና ፡ ኣቐዲምካ ስጕምቲ ምውሳድን ኣድላዪ እንተ ኰይኑ ሓገዝ ምድላይን ፡ ካብ ዘየድሊ ጸገማትን ወጻኢታትን የድሕነካ እዩ ።
    11 min
  • "ረመዳንን ዒድን ክመጽእ ኩሉ ግዜ ዓደይ እዩ ዝረኣየኒ" ሰሚራ መሓመድ
    ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ናይ ረመዳን ጾም ኣለዉ፡ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኣብ እዋን ረመዳንን ዒድን ዝዳሎ መግቢን መስተን ምስኡ ዝኸይድ ፍቕርን ምትሕውዋስን ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻእን ከመይ ከምዝመስል ኣብሪሃትልና ኣላ።
    21 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሚያዝያ 2023)
    ናይ ሰኑይ 03 ሚያዝያ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ናይ ሓባር ኢፍጣር ኣብ ኖርዝ መልበርን መአከቢ ኣዳራሽ ማሕበረሰባት ብዕለት 01 ሚያዝያ 2023 ጌሮም ነይሮም፡ ኣብቲ ቦታ ተረኺብና ተሳተፍቲን ኣወሃድቲ ኣቲ መደብን ብዛዕባ’ቲ ምትእኽኻብ ናይ ሓባር ኢፍጣር ዝሃቡና ጦብላሕታ ቀሪቡ ኣሎ። ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ዕዮታት ኣሳሊጡ። መንግስቲ ኦሮምያ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ደገፍ ክገብር ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ መዝነት ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ዝድግፉን ዝቃወሙን ሰልፍታት ተኻይዶም። ትካል ዕደና ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ዓዲጉ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካብ ዝርእዮም ኣርእስታት ዜና ስፖርት፥ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ቅድድም ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ኣብ ኮትዲቯር ቅርጹ እናሓዘ ይመጽእ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ድሕሪ ዝተኻየዱ መጻረዪ ግጥማት ናብ’ቲ ውራይ ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፣ * ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መወዳእትኡ ራብዓይ ተርታ ከተውሕስ ምዃና ከተረጋግጽ ኣይከኣለትን፣ * ኣብ’ዚ ሰሙን ክልተ ኣሰልጠንቲ ምስጓጎም ወሲኽካ ኣብ’ዚ ወቕቲ 12 ዝኾኑ ኣሰልጠንቲ ጋንታታት ፒምየርሊግ ተሶጒጎም፣ ኣርእስታት ዜና፥ ** እቲ በዓል ራእይ መሪሕ ናይ መሬት መሰል ተኸራኻሪ ዩንፒንግ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣርነሀም ላንድ ዓሪፉ። ** ሰራዊት እስራኤል ፡ ካብ ሶርያ ናብታ ሃገር ዝሰገረት መንነታ ዘይተፈልጠ ነፋሪት ሃሪሙ ከምዘውረደ ገሊጹ ። ** ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መወዳእትኡ ራብዓይ ተርታ ከተውሕስ ምዃና ከተረጋግጽ ኣይከኣለትን፣
    52 min
  • ኣብ ኤርትራ፡ ትካል ዕደና ቻይና ሲሹዋን 50% ዕደና ዳናካሊ ዓዲጉ።
    ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ዕዮታት ኣሳሊጡ። መንግስቲ ኦሮምያ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ደገፍ ክገብር ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ መዝነት ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ዝድግፉን ዝቃወሙን ሰልፍታት ተኻይዶም።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners