SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ተበጊሳ፣ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ክሳብ ጥሪ 3 ምስ ኤውሮጳውያን ጋንታታቶም ክጸንሑ ካፍ ፈቒዱ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/12/2021)

    * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ዝርዝር ስም ናይ’ቶም ኣብ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2022 ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝሳተፉ ተጻወቲ ዘርጊሑ፡

    * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ኣብ ኤውሮጳውያን ጋንታታት ዝጻወቱ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ናብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ቅድሚ ምብጋሶም ክሳብ ጥሪ 3 ክጸንሑ ይኽእሉ’ዮም ክብል ገሊጹ፡

    * ንበዓል ዳንኤል ተ/ሃይማኖት ኣብ ዓለም ዝና ክረኽቡ ዝሓገዘት ኣፍሪቃዊት ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ብደረጃ ዙር ዓለም ክትወዳደር ዝነበራ ዕድል ከምዝቐሃመ ብወግዒ ኣፍሊጣ፡ ክሳብ መወልቲ ትረክብ ግን ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ክትቀዳደም’ያ፡

    * ጉግል በብዓመቱ ኣብ ዝዝርግሖ ጸብጻብ ብብዝሒ ኣብ’ቲ መርበብ ሓበሬታ ዝተፈተሹ፡ ዝተሓተቱ ወይ ዝተደለዩ ኣስማት ኣብ ኣውስትራልያ ካብ’ቶም ዝለዓሉ 10 እቶም 7 ብዛዕባ ስፖርት ብምንባሮም ኣውስትራልያ ስፖርት ትፈቱ ሃገር ምዃና ዘመስክር’ዩ ተባሂሉ

    12 min
  • ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ተበጊሳ፣ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ክሳብ ጥሪ 3 ምስ ኤውሮጳውያን ጋንታታቶም ክጸንሑ ካፍ ፈቒዱ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/12/2021) * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ዝርዝር ስም ናይ’ቶም ኣብ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2022 ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝሳተፉ ተጻወቲ ዘርጊሑ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ኣብ ኤውሮጳውያን ጋንታታት ዝጻወቱ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ናብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ቅድሚ ምብጋሶም ክሳብ ጥሪ 3 ክጸንሑ ይኽእሉ’ዮም ክብል ገሊጹ፡ * ንበዓል ዳንኤል ተ/ሃይማኖት ኣብ ዓለም ዝና ክረኽቡ ዝሓገዘት ኣፍሪቃዊት ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ብደረጃ ዙር ዓለም ክትወዳደር ዝነበራ ዕድል ከምዝቐሃመ ብወግዒ ኣፍሊጣ፡ ክሳብ መወልቲ ትረክብ ግን ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ክትቀዳደም’ያ፡ * ጉግል በብዓመቱ ኣብ ዝዝርግሖ ጸብጻብ ብብዝሒ ኣብ’ቲ መርበብ ሓበሬታ ዝተፈተሹ፡ ዝተሓተቱ ወይ ዝተደለዩ ኣስማት ኣብ ኣውስትራልያ ካብ’ቶም ዝለዓሉ 10 እቶም 7 ብዛዕባ ስፖርት ብምንባሮም ኣውስትራልያ ስፖርት ትፈቱ ሃገር ምዃና ዘመስክር’ዩ ተባሂሉ
    12 min
  • ጥዕና ኣእምሮን ሕውየትን ደቂ ተባዕትዮ ንሰላም ሓንቲ ስድራቤት ወሳኒ ባእታ።

    ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።

    10 min
  • ጥዕና ኣእምሮን ሕውየትን ደቂ ተባዕትዮ ንሰላም ሓንቲ ስድራቤት ወሳኒ ባእታ።
    ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።
    10 min
  • “ኤርትራ ብኤርትራዊያን ኢሎም ናይ ዝሓስቡ ምትእኽኻብ ኢና።” ኣወሃሃድቲ ሳልሳይ ማዕበል ኣልኣሚን ዓብደላን ኪዳነ ሓጎስን

    ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኤርትራዊያን ‘ተመሳሳሊ ሓሳብ’ ብዘለዎም ተኣኻኺቦም ክቃለሱ ከምዝወሰኑ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ምትእኽኻብ ዝርከቡ እንታዎት’ዮም? ዕላማን ዕማምን ናይቲ ምትእኽኻብ እንታይ’ዩ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን፡ ኣቶ ኣል ኣል ኣሚን ዓብደላ ካብ ኣውስትራሊያን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳን መሊሶም ኣለዉ።

    27 min
  • “ኤርትራ ብኤርትራዊያን ኢሎም ናይ ዝሓስቡ ምትእኽኻብ ኢና።” ኣወሃሃድቲ ሳልሳይ ማዕበል ኣልኣሚን ዓብደላን ኪዳነ ሓጎስን
    ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኤርትራዊያን ‘ተመሳሳሊ ሓሳብ’ ብዘለዎም ተኣኻኺቦም ክቃለሱ ከምዝወሰኑ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ምትእኽኻብ ዝርከቡ እንታዎት’ዮም? ዕላማን ዕማምን ናይቲ ምትእኽኻብ እንታይ’ዩ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን፡ ኣቶ ኣል ኣል ኣሚን ዓብደላ ካብ ኣውስትራሊያን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳን መሊሶም ኣለዉ።
    27 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2021)

    ** ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓይነታት ኮቪድ 19 ክወዳደር ዝሓሸ ከምዝኾነ መጽናዕቲታት ኣረጋጊጾም።

     

    ** ናብ ብጅምላ መደንፍዒ ክታበት ምጉያይ ነቲ ለበዳ ከደናጉዮ እዩ ክብል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ።

    **ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ን ሓይሊታት ጸጥታ ኣምሓራን  ንከተማ ሰቆጣ ከምዝተቖጻጸሩ ተገሊጹ።

     ስፖርት

     ** ናብ ጸወታታት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን መእተዊ ቲኬት ከምዝጎደለ ተገሊጹ።

    17 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2021)
    ** ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓይነታት ኮቪድ 19 ክወዳደር ዝሓሸ ከምዝኾነ መጽናዕቲታት ኣረጋጊጾም። ** ናብ ብጅምላ መደንፍዒ ክታበት ምጉያይ ነቲ ለበዳ ከደናጉዮ እዩ ክብል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። **ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ን ሓይሊታት ጸጥታ ኣምሓራን ንከተማ ሰቆጣ ከምዝተቖጻጸሩ ተገሊጹ። ስፖርት ** ናብ ጸወታታት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን መእተዊ ቲኬት ከምዝጎደለ ተገሊጹ።
    17 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners