SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ወሰኽ ቁጽሪ መልከፍታት ኮቪድ-19 ንዓውደ ኣዋርሕ ስፖርት ዓለም ኣናዊጽዎ፣ ቢንያም ግርማይ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ 2021 ተሰይሙ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/12/2021)

    * ስሙ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ናይ’ዚ ዓመት ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሰይሙ፡

    * ኣብ ስፐይን ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ክሮስ ኢንተርናሲዮናል ደ ቨንታ ደ ባኖስ ተኻይዱ ኢትዮጵያዊ ንብረት መላክ ካልኣይ ክወጽእ እንከሎ ኤርትራዊ መርሃዊ መብራህቱ ራብዓይ ወጺኡ፡

    * መደበር ቴሌቪዥን ዓባይ ብሪጣንያ ስካይ ስፖርትስ ናይ’ዚ ዓመት ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኩሎም ብቐጥታ ከምዘመሓላልፎም ኣፍሊጡ፡

    * ስፖርት ዓለም ብምኽንያት ወሰኽ መለክፍታት ኮቪድ-19 ዳግማይ ይጽሎ ኣብ ዘለወሉ እዋን ፖለቲካውያን መራሕቲ ሃገራት ስፖርተኛታት ክታበት ከይኣበዩ ንኹሉ ሕብረተሰብ ኣብነት ክኾኑ መጸዋዕታ የቕርቡ

    11 min
  • ወሰኽ ቁጽሪ መልከፍታት ኮቪድ-19 ንዓውደ ኣዋርሕ ስፖርት ዓለም ኣናዊጽዎ፣ ቢንያም ግርማይ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ 2021 ተሰይሙ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/12/2021) * ስሙ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ናይ’ዚ ዓመት ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሰይሙ፡ * ኣብ ስፐይን ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ክሮስ ኢንተርናሲዮናል ደ ቨንታ ደ ባኖስ ተኻይዱ ኢትዮጵያዊ ንብረት መላክ ካልኣይ ክወጽእ እንከሎ ኤርትራዊ መርሃዊ መብራህቱ ራብዓይ ወጺኡ፡ * መደበር ቴሌቪዥን ዓባይ ብሪጣንያ ስካይ ስፖርትስ ናይ’ዚ ዓመት ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኩሎም ብቐጥታ ከምዘመሓላልፎም ኣፍሊጡ፡ * ስፖርት ዓለም ብምኽንያት ወሰኽ መለክፍታት ኮቪድ-19 ዳግማይ ይጽሎ ኣብ ዘለወሉ እዋን ፖለቲካውያን መራሕቲ ሃገራት ስፖርተኛታት ክታበት ከይኣበዩ ንኹሉ ሕብረተሰብ ኣብነት ክኾኑ መጸዋዕታ የቕርቡ
    11 min
  • “ክንዮ ዝድርተካ ነገር እንተሰሪሕካ ትዕወት ኢኻ።” ኣሓት ዊንታን ሶፊያን ጉዕዞ ትምህርትን ስደትን ዓወትን

    ዊንታ ኢዮብን ሶፊያ ኢዮብን፡ ካብ ኤርትራ ናብ ኬንያ ምስተሰዳ፡ ኣብ ኬንያ ብስእነትን ብጻዕርን ናይ 12 ክፍሊ ትምህርተን ዛዚመን ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ መጺአን፡ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርተን ብልዑል ነጥቢ ወዲኤን ናብ ዝበለጸ ስራሕ ተዋፊረን ዘለዋ እየን። ናብዚ ዘለዋኦ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፋኦ ኩነታት ብምግላጽ ብሉጽ ተመኩሮ ህይወተን ኣካፊለን ኣለዋ።

    31 min
  • “ክንዮ ዝድርተካ ነገር እንተሰሪሕካ ትዕወት ኢኻ።” ኣሓት ዊንታን ሶፊያን ጉዕዞ ትምህርትን ስደትን ዓወትን
    ዊንታ ኢዮብን ሶፊያ ኢዮብን፡ ካብ ኤርትራ ናብ ኬንያ ምስተሰዳ፡ ኣብ ኬንያ ብስእነትን ብጻዕርን ናይ 12 ክፍሊ ትምህርተን ዛዚመን ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ መጺአን፡ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርተን ብልዑል ነጥቢ ወዲኤን ናብ ዝበለጸ ስራሕ ተዋፊረን ዘለዋ እየን። ናብዚ ዘለዋኦ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፋኦ ኩነታት ብምግላጽ ብሉጽ ተመኩሮ ህይወተን ኣካፊለን ኣለዋ።
    31 min
  • “ኣብዚ ዓመት ብዙሓት ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣውሮጳ ተቐቲለን ኣለዋ።” ሰምሃር ገ/ስላሴ

    ብረብዕ 16 ታሕሳስ፣ ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ወዲ 38 ዓመት በዓል ቤታ ብካራ ከምዝተቐተላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ:: እቲ ቀቲሉ ዝተባህለ በዓል ቤታ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውሮጳ ብብዝሒ ዝፍጸም ዘሎ ቅትለትን ዘቤታዊ ዓመጽን ጥንቂን ፍታሑን ምስ ተጣባቒት ሰብ ኣዊ መሰላት ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ስዊድን ጻኒሒት ጌርና ኣለና።

    14 min
  • “ኣብዚ ዓመት ብዙሓት ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣውሮጳ ተቐቲለን ኣለዋ።” ሰምሃር ገ/ስላሴ
    ብረብዕ 16 ታሕሳስ፣ ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ወዲ 38 ዓመት በዓል ቤታ ብካራ ከምዝተቐተላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ:: እቲ ቀቲሉ ዝተባህለ በዓል ቤታ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውሮጳ ብብዝሒ ዝፍጸም ዘሎ ቅትለትን ዘቤታዊ ዓመጽን ጥንቂን ፍታሑን ምስ ተጣባቒት ሰብ ኣዊ መሰላት ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ስዊድን ጻኒሒት ጌርና ኣለና።
    14 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 ታሕሳ 2021)

    ኣርእስታት ዜና፡

     

     

    ** መንግስቲ ሞሪሰን ብዘውጽኦ ቊጠባዊ ስትራተጂ ፡ ኣብ ዝቕጽል ኣርባዕተ ዓመት ንሓደ ሚልዮን ሰባት ስራሕ ከም ዝፍጠር ናይ ፈደርላ ተሓዝ መዝገብ ገሊጹ ።...

     

    ** ጓል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጆን ኤፍ ከነዲ ዝቕጽል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኣውስትራልያ ክትከውን ጆ ባይደን ሓጽይዋ ።

     ...

     

    ** ጋንታታት ክርኬት ኣውስትራሊያን ኢንግላንድ ኣብ ኣደላይድ ካል ኣይ ናይ ኣሽ ተስት ክገጥማ ይዳለዋ ኣለዋ።

     

    18 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 ታሕሳ 2021)
    ኣርእስታት ዜና፡ ** መንግስቲ ሞሪሰን ብዘውጽኦ ቊጠባዊ ስትራተጂ ፡ ኣብ ዝቕጽል ኣርባዕተ ዓመት ንሓደ ሚልዮን ሰባት ስራሕ ከም ዝፍጠር ናይ ፈደርላ ተሓዝ መዝገብ ገሊጹ ።... ** ጓል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጆን ኤፍ ከነዲ ዝቕጽል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኣውስትራልያ ክትከውን ጆ ባይደን ሓጽይዋ ። ... ** ጋንታታት ክርኬት ኣውስትራሊያን ኢንግላንድ ኣብ ኣደላይድ ካል ኣይ ናይ ኣሽ ተስት ክገጥማ ይዳለዋ ኣለዋ።
    18 min
  • ኢትዮጵያ: ኣብ 2021 ብሰብኣዊ ሓደጋ ካብ ኣፍጋኒስታን ቀጺላ ኣብ ዓለም ብካልኣይ ደረጃ ከም ዝተሰርዐት ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋ ዓለም ኣፍሊጡ።(ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

    ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥

     ኣብ ትግራይ ዛጊት ብዝተገብረ መጽናዕቲ ኣብ ኣስታት 260 ቦታታት ጅምላዊ ህልቂት ከም ዝተፈጸመ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ፤ ትካል ስቪላዊ ማሕበራት ትግራይን ገሊጾም።

     መንግስቲ ኢትዮጵያ: በዓል ኣሸንዳ: ብሽም ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዝተገበሮ ጻዕሪ ረቑሓታት ብዘይምምልኦም ከይተመዝገበ ተሪፉ ተባሂሉ።

     ሱዳን: ሰራዊታ ናብ መዋሰኒ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋጥጣ መሬት ኣልፋሽጋ ከም ዘጸገዐት ተሓቢሩ።

     መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኣባላት ናይቲ ኣሸባሪ ኢሉ ዝጽውዖ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ  ቃለመሕትት ኣካይዶም ንዝበሎም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ኣሶሸይትድ ፕረስ ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ።

     

    9 min
  • ኢትዮጵያ: ኣብ 2021 ብሰብኣዊ ሓደጋ ካብ ኣፍጋኒስታን ቀጺላ ኣብ ዓለም ብካልኣይ ደረጃ ከም ዝተሰርዐት ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋ ዓለም ኣፍሊጡ።(ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዛጊት ብዝተገብረ መጽናዕቲ ኣብ ኣስታት 260 ቦታታት ጅምላዊ ህልቂት ከም ዝተፈጸመ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ፤ ትካል ስቪላዊ ማሕበራት ትግራይን ገሊጾም። መንግስቲ ኢትዮጵያ: በዓል ኣሸንዳ: ብሽም ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዝተገበሮ ጻዕሪ ረቑሓታት ብዘይምምልኦም ከይተመዝገበ ተሪፉ ተባሂሉ። ሱዳን: ሰራዊታ ናብ መዋሰኒ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋጥጣ መሬት ኣልፋሽጋ ከም ዘጸገዐት ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኣባላት ናይቲ ኣሸባሪ ኢሉ ዝጽውዖ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ቃለመሕትት ኣካይዶም ንዝበሎም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ኣሶሸይትድ ፕረስ ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ።
    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners