SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣጠቓቕማ ክርይፕቶካረንሲን ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታትን፡ ምስ መሮን እስቲፋኖስ (ዝቐጸለ)

     

    ብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኔሩ። ኣብዚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣጠቓቕማን ክውሰዱ ዝግብ ኦም ነጥቢታትን ተዛሪባ ኣላ።

    ሜሮን ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ።

    14 min
  • ኣጠቓቕማ ክርይፕቶካረንሲን ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታትን፡ ምስ መሮን እስቲፋኖስ (ዝቐጸለ)
    ብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኔሩ። ኣብዚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣጠቓቕማን ክውሰዱ ዝግብ ኦም ነጥቢታትን ተዛሪባ ኣላ። ሜሮን ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ።
    14 min
  • ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ

    ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ

    ''ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበረና ርክብ ጠጠዉ ኣቢልና '' ክብል ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ማሕበረ ካህናት ከምዚ ዓይነት ዉሳነ ክውስን ስልጣን ኣለዎ ድዩ፧ ኣብ ዉ ሽጢ ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ እታ ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ኢድ ኣለዎ ድዩ፧ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ነዚ ምላሽ ሂብሉ ድዩ፧ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣባል መሪሕነት እቲ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ መሊሶም ኣለዉ።

    20 min
  • ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ
    ብኸመይ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ካብ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ ይፍለ ኣሎ፧ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ይምልሱ ''ምስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝነበረና ርክብ ጠጠዉ ኣቢልና '' ክብል ኣብዚ ቅሩብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ማሕበረ ካህናት ከምዚ ዓይነት ዉሳነ ክውስን ስልጣን ኣለዎ ድዩ፧ ኣብ ዉ ሽጢ ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ እታ ቤተ ክርስትያንከ ኣብዚ ኢድ ኣለዎ ድዩ፧ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ነዚ ምላሽ ሂብሉ ድዩ፧ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣባል መሪሕነት እቲ ማሕበረ ካህናት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ መሊሶም ኣለዉ።
    20 min
  • ቱሪዝም ጸልማት ሰማይ፡ ምዕዛብ ከዋኽቲ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ክንዮ እቲ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዝርአ ፈኲስ ብከላ ፡ ቱሪዝማዊ ምዕባለ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ኣብዚ ሰሙን "ዚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ  ፡ ንከዋኽብቲ ዝድህስስ ፡ ኣብ  ኣውስትራልያ ኣብ ጸልማት ህዋ ዝር አ ናይ ብ 'ጸሊም ናይ ሰማይ ቱሪዝም" ዝብል ግዳሰ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ ።

    10 min
  • ቱሪዝም ጸልማት ሰማይ፡ ምዕዛብ ከዋኽቲ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ክንዮ እቲ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዝርአ ፈኲስ ብከላ ፡ ቱሪዝማዊ ምዕባለ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ኣብዚ ሰሙን "ዚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ ንከዋኽብቲ ዝድህስስ ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጸልማት ህዋ ዝር አ ናይ ብ 'ጸሊም ናይ ሰማይ ቱሪዝም" ዝብል ግዳሰ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ ።
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ታሕሳስ 21)

    ኣርእስታት ዜና፥

     

    ** ኣውስትራሊያ ዝዓበየ ኣብ ኤሽያ ምስ ደቡብ ኮርያ ታሪኻዊ ናይ ምክልኻል ዉዕል ተፈራሪማ። -

     

    ** ኲንስላንድ ዶባታ ንካል ኦት ግዝ ኣታት ትኸፍት፡ ኣውስትራሎያ ድማ ኣህጉራዊ ዶባታ ንስደተኛታት፡ ኣህጉራዊያን ተመሃሮን ትኸፍት

    ** ጋንታ ኩዕሶ እግሪ Socceroos ድሕሪ 4 ዓመት ምስ ቬትናም ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ መልበርን ክትገጥም’ያ።

    15 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ታሕሳስ 21)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያ ዝዓበየ ኣብ ኤሽያ ምስ ደቡብ ኮርያ ታሪኻዊ ናይ ምክልኻል ዉዕል ተፈራሪማ። - ** ኲንስላንድ ዶባታ ንካል ኦት ግዝ ኣታት ትኸፍት፡ ኣውስትራሎያ ድማ ኣህጉራዊ ዶባታ ንስደተኛታት፡ ኣህጉራዊያን ተመሃሮን ትኸፍት ** ጋንታ ኩዕሶ እግሪ Socceroos ድሕሪ 4 ዓመት ምስ ቬትናም ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ መልበርን ክትገጥም’ያ።
    15 min
  • ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ክተሓወወሱ የብሎምን ብምባል ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክ በይጂንግ ንቻይና ደጊፋ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/12/2021)

    * ኣሜሪካ፡ ካናዳ፡ ኣውስትራልያን ዓባይ ብሪጣንያን ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክስ ሓጋይ በይጂን ክገብራ ምዃነን ኣብ ዝኣወጃሉ ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ዘራኽብ የብሎምን ብምባል ኣብ ጎድኒ ቻይና ቆይማ፡

    * ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኾነት ጋንታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ኣብ ዙር ዓለም ቦታ ክወሃባ ዘእተወቶ መመልከቲ ዓለምለኻዊ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ከምዘይተቐበሎ ተፈሊጡ፡

    * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ካሜሩን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ግጥም ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2022 ኣብ ካሜሩን ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኦሚክሮን ድሕሪ ምምዝጋቡ ናብ ካልእ ሃገር ክቕይሮ’ዩ ንዝብል ወረ ነጺግዎ፡

    * ገዲም ካሜሩናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ ሳሙኤል ኤቶ ንማሕበር ኩ’እግሪ’ታ ሃገር ከካይድ ተመሪጹ:

    10 min
  • ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ክተሓወወሱ የብሎምን ብምባል ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክ በይጂንግ ንቻይና ደጊፋ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/12/2021) * ኣሜሪካ፡ ካናዳ፡ ኣውስትራልያን ዓባይ ብሪጣንያን ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክስ ሓጋይ በይጂን ክገብራ ምዃነን ኣብ ዝኣወጃሉ ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ዘራኽብ የብሎምን ብምባል ኣብ ጎድኒ ቻይና ቆይማ፡ * ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኾነት ጋንታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ኣብ ዙር ዓለም ቦታ ክወሃባ ዘእተወቶ መመልከቲ ዓለምለኻዊ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ከምዘይተቐበሎ ተፈሊጡ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ካሜሩን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ግጥም ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2022 ኣብ ካሜሩን ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኦሚክሮን ድሕሪ ምምዝጋቡ ናብ ካልእ ሃገር ክቕይሮ’ዩ ንዝብል ወረ ነጺግዎ፡ * ገዲም ካሜሩናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ ሳሙኤል ኤቶ ንማሕበር ኩ’እግሪ’ታ ሃገር ከካይድ ተመሪጹ:
    10 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners