
Sign up to save your podcasts
Or


ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/12/2021)
* ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ጾታታት ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ወዲኦም፡ ሓደ ኤርትራዊ ኸኣ 6ይ ወጺኡ፡
* ደቀንስትዮ መንእሰያት ት20 ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 ኮስታሪካ ንቦትስዋና ስዒረንአን፡
* ፊፋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረቶ ምድብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ጋና ንዘካየደቶ ወሳኒ ግጥም መጻረዪ ንዋንጫ ዓለም ብዝምልከት ዘእተወቶ ጥርዓት ተቐባልነት የብሉን ክብል ነጺግዎ፡
* ሻምፒዮናታት ኦሎምፒክስ ዝኾኑ ኮሎምቢያዊት ኢለይን ቶምሶን-ሄራህን ኖርወጃዊ ካርስተን ዎርሆልምን ኣብ ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም 2021 ብሉጻት ኣትሌታት ዓለም ናይ’ዚ ዓመት ተባሂሎም ተሰይሞም፡
* ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖ መስመር መጥቃዕቲ ሒዛ ኣብ ግጥማት ላሊጋ ኣንጻር ሪያል ማድሪድ ዝገጠመት ሪያል ሶሰይዳድ 2-0 ተሳዒራ
ፈረንሳዊ ዶናልድ ትራምፕ ተባሂሉ ክጽዋዕ ጀሚሩ ዘሎ ኣብ ናይ ፈረንሳ ቴሌቪዥን ተንታኒ፡ ኣብ ጥቓ ፓሪስ ናይ መጀመርታ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ ኣካይዱ።
ኤሪኽ ዘሙር ብዛዕባ ጸረ ስደተኛታትን ጸረ ምስልምናን ዘቕረቦ ኣረኣእያ ፡ ኣብ ፈረንሳ ዅነኔን ደገፍን ረኺቡ እዩ ።
ዓበይቲ ዓዲ: ከረዩ - ኦሮሞ ብ"ኦነግ ሸኔ" ተቐቲሎም ንዝብል መግለጺ መንግስቲ፤ ቀተልቶም ወተሃደራት መንግስቲ እዮም ዝብል ተቓውሞ ስድራቤት ግዳያት ገጢምዎ።
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ግደ ሰራዊት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳይ እታ ሃገር ድሕሪ ሓደ ዓመት ከም ዘብቅዕ ተዛሪቦም።
ብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል እዩ። ሜሮን ኣብዚ ቕንያት ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል እቲ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
** ባይቶ ደቡብ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ናይ ርእሰ ቕትለት ምክልኻል ሕጊ ኣጽዲቑ...
** ታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ወተሃደራት መንግስቲ ከምዘእትው መንግስቲ ኣፍሊጡ። ...
** እንግሊዛዊት ተጻዋቲት ባይታ ቴኒስ ዮሃን ኮንታ [ዩሁ-ሃ-ኑ ኮን-ቱ] ካብቲ ስፖርት ጡረታ ከም ዝወጸት ኣፍሊጣ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,825 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners