
Sign up to save your podcasts
Or


ውድብ ጥዕና ዓለም ዓርቢ ነቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተረኽበ B.1.1.529 ዝተባህለ ሓድሽ ዘርኢ ኮቪድ-19 ፡ ኣብ ደቡባዊ ኣፍሪቃ ንመጀመርታ ግዜ ዝተረኽበ ኮይኑ ፡ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢን ኦህ-ሜ-ክሮን ዝብል ስም እተዋህቦን ምዃኑ ኣፍሊጡ ።
ኦሚክሮን ኣዝዩ ኣጸጋሚ ክፍሊ ኮቪድ-19 ከምዝኾነን ኣማራጺታት ከም ዝኸውን ገበሮ ፣ ምስቲ ኣብ መላእ ዓለም ዓብላሊ ዝዀነ ደልታ: ከምኡውን ምስቶም ዝደኸሙ ዓይነታት ኣልፋ: ቤታን ጋማን ተሰሪዑ ኣሎ።
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ካብቲ ዞባ በረራታት ብምእጋድ ግብረ መልሲ ሂበን ኣለዋ: ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ ኣውስትራሊያ ኣሰረን ስዒባ ኣላ።
ኣብዝሓለፈ ቅንያት መራሕቲ ብቑጠባ ዓበይቲ ሃገራት ኣብ 2030 ናብ ኣየር ዝትፋእ ጋዝ ብፍርቂ ከጉድሉ ተሰማሚዖም። ለውጢ ክሊማ እንታይ እዩ፧ ሃገራት ነቲ ዘሎ ብተተካኢ ጸዓት ክትክኣ ይስራሕ ኣሎ፡ እዚ እንታይ ማለት’ዩ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን፡ ኪኢላ ክሊማ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ከም ኡውን ኣብ ተተካኢ ጸዓት ኪኢላ ተክኖሎጂ ዶ/ት ትኳቦ ተስፋሚካኤል ገሊጾም ኣለዉ።
* ብቕጥለት ኣፍሪቃዊ ኣመሪካዊ Ahmaud Arbery ዝተኸሱ ገበነኛታት ኮይኖም ተፈሪዶም...
** ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ክ ኣትዉ ዝፈተኑ ዓሰርተታት ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም
** ኲናት ኣብ ኢትዮጵያ እናሓየለ ይኸይድ፡ ሃገራት ዜጋታተን ክወጹ ይምሕጸና
ምምሕዳር ናይታ ካብ ኣዲስኣበባ ኣብ 130 ኪ.ሜ ርሕቐት ትርከብ ከተማ ደብረብርሃን: ታሴራ ዘይብሉ ሰብ ከይንቀሳቐስ ከም ዝኸልከለ ገሊጹ።
ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ብግዲኡ ሰራዊቱ ናብ ከተማ ደብረብርሃን ይጽጋዕ ከም ዘሎ ብምግላጽ ህዝቢ እታ ከተማ ተወዲቡ ንብረቱ ክሕሉ ፀዊዑ።
ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግን ነቲ ሓበሬታ ነጺጉዎ።
ብሰንኪ ደብዳብ ነፈርቲ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ነፈርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ መቐለ ዳግማይ ተጀሚሩ ተባሂሉ።
ቀዳማይ ሚንስተር ሶማልያ መሓመድ ሑሴን ሮብለ፡ ብሰንኪ ሕጽረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንምምካት ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣንቢሩ።
ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ
መንግስቲ ኣውስትራሊያ በቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ጸጥታ ኩነታት ኣዚዩ ኣተሓሳሳቢ ስክፍታኡ ብምግላጽ ዜጋታቱ ክወጹ ኣተሓሳሲቡ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners