
Sign up to save your podcasts
Or


ሓደ ካብቲ ኣብ ናይ እንግሊዝ መሰጋገሪ ዘጋጠመ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሓደጋ ዝተባህለ ፡ ሓንቲ ዑቕባ ዝሓተቱ ስደተኛታት ዝመልአት ጃልባ ፡ ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ክትሰግር ኣብ ዝፈተነትሉ ብምጥሓላ ብውሑዱ 31 ሰባት ሞይቶም ።
እዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ብኸመይን መዓስ ክውዳእ ይኽእል፧ ብሓይሊ ዝመጸ ለውጢ ዳግማይ ናብ ኲናት ስለዘምርሕ ነቲ ዞባ እንታይ ካልእ ኣማራጺ ኣለዎ፧ ዝብሉን ካልእ ምስዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲነታት ዝተሓሓዙ ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር፡ ትንታነ ሂቡና ኣሎ፡ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ቀጺሉ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና እዩ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ
ቤት ምኽሪ ብዝሃነት ኣውስትራልያ (the Diversity Council of Australia)፡ ኣብ ኸክልተ ዓመት ፡ ንኹሉ ዘሳትፍ ስራሕ ዓለም ፡ Inclusion@Work Index ዘውጽኦ መጽናዕቲ፡ ኣብ መላእ ናይ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ተሳታፍነት፡ ዉርደትን ኣድልዎን ከመይ ከምዝመስል ስእሊ ይህብ።
እቲ ቀጺሉ ዝመጽእ መሐበሪ ኣብ ታሕሳስ ናይዚ ዓመት እዚ ክወጽእ እዩ ።
ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝከይድ ዘሎ ኩናትን ክመጽእ ዝኽእል ኩነታትን ትንታነ ሂቡና ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣርእስቲ ዜና
ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት ኣስታት 7200 ከም ዝበጽሐ ዝሞቱ ግን 54 ሰባት ከም ዝኾኑ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ።
ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ብዝቕጽል ዘሎ ኩናት ዝዓነወ ሃብቲ ንምትካእ ሰላሳ ዓመታት ክውደአሉ ከም ዝኽእል ገሊጹ።
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦሮና ብዝተኸስተ ደርቂ ብልዕሊ 28 ሽሕ ስድራቤት ዝውነና ዝነበራ ልዕሊ 70 ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ልዕሊ 100 ሽሕ ካልኦት ድማ ብዘይደገፍ ሰብ ክልዓላ ከም ዘይክእላ ሰብመዚ እቲ ዞባ ሓቢሮም።
ንኣልሸባብ ብምንቃፍ ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ዓብደልዓዚዝ መሓሙድ ካብ ኣልሸባብ ብዝተፈነወሉ ነብሰቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሞቓድሾ ተቐቲሉ።።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners