SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "ን ኣባሳንጆ፡ ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ ኢልናዮ ተቐቢሉና ድማ" ጌታቸው ረዳ (ካብ ዕለታዊ ዜና)

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     ** ካብ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛታት ዝሓዙ  ሰባት ካብ 1 ታሕሳስ ፍቓድ ከይሓተቱ ናብ ኣውስትራሊያ ምምጻእ ክፍቀደሎም እዩ ኢሉ።

    ** ንገበን ዝፍጽሙ ደቀባት ዝዓለመ ባህላዊ ፍሉይነት ኣብ ግምት ዘእቱን ኣብ ማሕበረሰብ ዝምርኮስ ሓድሽ መስርሕ ፍርዲ ብመጠነ ንኡስ ይተኣታቶ።

    ** ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ: መለኮታዊ ተኣምር ክትሰርሕ ኣይትክእልን! ክንብል ን ኣበሳንጆ ገሊጽናሉ ክብል ኣፈኛ ትግራይ ገሊጹ።

    ** ማንቸስተር ሲቲ  ንኤቨርተን ሰለስተ ብባዶ  [3-0] ስዒራታ።

    16 min
  • "ን ኣባሳንጆ፡ ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ ኢልናዮ ተቐቢሉና ድማ" ጌታቸው ረዳ (ካብ ዕለታዊ ዜና)
    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ካብ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛታት ዝሓዙ ሰባት ካብ 1 ታሕሳስ ፍቓድ ከይሓተቱ ናብ ኣውስትራሊያ ምምጻእ ክፍቀደሎም እዩ ኢሉ። ** ንገበን ዝፍጽሙ ደቀባት ዝዓለመ ባህላዊ ፍሉይነት ኣብ ግምት ዘእቱን ኣብ ማሕበረሰብ ዝምርኮስ ሓድሽ መስርሕ ፍርዲ ብመጠነ ንኡስ ይተኣታቶ። ** ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ: መለኮታዊ ተኣምር ክትሰርሕ ኣይትክእልን! ክንብል ን ኣበሳንጆ ገሊጽናሉ ክብል ኣፈኛ ትግራይ ገሊጹ። ** ማንቸስተር ሲቲ ንኤቨርተን ሰለስተ ብባዶ [3-0] ስዒራታ።
    16 min
  • ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ 'ኣውስትራልያን ኦፕን' ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ ክሳተፍዎ'ዮም

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/11/2021)

    * ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ጸሃይ ገመቹ ክትዕወት እንከላ ኡጋንዳዊ ጃኮብ ኪፕሊሞ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊቡ፡

    * መንእሰይ ኤርትራዊ ተቐዳዳምይ ብሽግለታ መሓሪ ተወልደ ንወቕቲ 2022 ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ፕሮ ታች ቲም ተጸንቢሩ፡

    * ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣውስትራልያ ምስ ዝመደበራ ጋንታ ቅ/ብ ባይክ ኤክስቸንጅ ክሳብ 2023 ዘጽንሖ ተወሳኺ ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ፈሪሙ፡

    * ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ’ዮም ዝሳተፍዎ ክብል ዋና ኣካያዲ’ቲ ውራይ ኣፍሊጡ

    9 min
  • ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ 'ኣውስትራልያን ኦፕን' ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ ክሳተፍዎ'ዮም
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/11/2021) * ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ጸሃይ ገመቹ ክትዕወት እንከላ ኡጋንዳዊ ጃኮብ ኪፕሊሞ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊቡ፡ * መንእሰይ ኤርትራዊ ተቐዳዳምይ ብሽግለታ መሓሪ ተወልደ ንወቕቲ 2022 ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ፕሮ ታች ቲም ተጸንቢሩ፡ * ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣውስትራልያ ምስ ዝመደበራ ጋንታ ቅ/ብ ባይክ ኤክስቸንጅ ክሳብ 2023 ዘጽንሖ ተወሳኺ ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ፈሪሙ፡ * ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ’ዮም ዝሳተፍዎ ክብል ዋና ኣካያዲ’ቲ ውራይ ኣፍሊጡ
    9 min
  • ዓብደላ ሓምዶክ፡ ንመሰጋገሪ እዋን ክመርሕ ዳግማይ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ።

    ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ፡ ምርጫ ኽሳዕ ዝካየድ ፡ ን ካቢነ ሚኒስተራት ክመርሖ  ምስ መራሕቲ ሰራዊት ብ ዝገበሮ ስምምዕ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ።

     እንተዀነ ግን:  ሰልፈኛታ  እቲ ን ዓብደላ [ኣባ-ዱል-ኡህ] ሃምዶክ ኣብ ቤት ተኣሲሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ዳርጋ ወርሒ ጸኒሑ ዝመጸ ስምምዕ ዝጻረር ተቓውሞታት ቀጺሉ ኣሎ ።

    5 min
  • ዓብደላ ሓምዶክ፡ ንመሰጋገሪ እዋን ክመርሕ ዳግማይ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ።
    ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ፡ ምርጫ ኽሳዕ ዝካየድ ፡ ን ካቢነ ሚኒስተራት ክመርሖ ምስ መራሕቲ ሰራዊት ብ ዝገበሮ ስምምዕ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ። እንተዀነ ግን: ሰልፈኛታ እቲ ን ዓብደላ [ኣባ-ዱል-ኡህ] ሃምዶክ ኣብ ቤት ተኣሲሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ዳርጋ ወርሒ ጸኒሑ ዝመጸ ስምምዕ ዝጻረር ተቓውሞታት ቀጺሉ ኣሎ ።
    5 min
  • ምትካኽ ሽጋራን ተራ ቆልዑን ኣብ ማሕበረሰባት።

    ሰባት ሽጋራ ዘትክኹሉ ቀንዲ ምኽንያት ፡ ጸቕጢ መዛኑ ፡ ውጥረትን ጭንቀትን እዩ ።

     ባህሊ ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ዉሽጢ ሓደ ባህሊ ምትካኽ ሽጋራ ዘስፋሕፈሐ ፡ ጠንቂ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ዝውለዱ ቆልዑ እንታይ ተራ ኣለዎም?

    7 min
  • ምትካኽ ሽጋራን ተራ ቆልዑን ኣብ ማሕበረሰባት።
    ሰባት ሽጋራ ዘትክኹሉ ቀንዲ ምኽንያት ፡ ጸቕጢ መዛኑ ፡ ውጥረትን ጭንቀትን እዩ ። ባህሊ ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ዉሽጢ ሓደ ባህሊ ምትካኽ ሽጋራ ዘስፋሕፈሐ ፡ ጠንቂ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ዝውለዱ ቆልዑ እንታይ ተራ ኣለዎም?
    7 min
  • ኣንቶኒ ብሊንከን ናይሮቢ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣድመኛታት ኣብ ሱዳን ተቐቲሎም፡ ኣቢይ ኣሕመድ ብናይ ሓሶት ሓበሬታ ተንኮላት ይእለሙ'ለው ኢሉ

    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (18/11/2021)

    * ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ኣብ ዙርያ እማመ ሕግታት ለበዳ ግዝኣት ቪክቶርያ ዘሎ ክትዓት ርእይቶ ሂቡ፡ ንሱ መንግስታት ካብ’ቲ ኣብ ግዜ ለበዳ ዝነበረን ቀጥታዊ ንጥፈታት ንድሕሪት ዝምለሳሉ ግዜ ሕጂ’ዩ ኢሉ፡

    * ዝበዝሑ እቶም ተሪፎም ዘለው ቀይድታት ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ክለዓሉ’ዮም፡ ነበርቲ’ታ ግዝኣት ካብ ዓርቢ 19 ሕዳር ቀይዲ ዘይብሉ ምብጽጻሕን ምትእኽኻባት ኣብ ደገን ክህልዎም’ዩ፡

    * ሰልፊ ለይበር ወፍሪ ኣብ ዘተኣማምን ቀረብ ኢንተርነት ንትምህርትን ምዕባለን ህጻናት ወሳኒ’ዩ ኢሉ፡ ክሳብ 30000 ሕማቕ ዝኾነ ወይ ፈጺሙ ኢንተርነት ዘይብሎም ስድራቤታት ቀረብ ክህቦምን ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑ’ውን ከቕርበሎም’ዩ ኢሉ።

    * ዑደት ኣፍሪቃ ኣንቶኒ ብሊንከን ሓድሽ ሞት ዘኸተለ ዓፈና ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ዝጠልቡ ኣድመኛታት ኣብ ሱዳንን መልእኽቲ እምቢታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣጋጢምዎ።

    11 min
  • ኣንቶኒ ብሊንከን ናይሮቢ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣድመኛታት ኣብ ሱዳን ተቐቲሎም፡ ኣቢይ ኣሕመድ ብናይ ሓሶት ሓበሬታ ተንኮላት ይእለሙ'ለው ኢሉ
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (18/11/2021) * ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ኣብ ዙርያ እማመ ሕግታት ለበዳ ግዝኣት ቪክቶርያ ዘሎ ክትዓት ርእይቶ ሂቡ፡ ንሱ መንግስታት ካብ’ቲ ኣብ ግዜ ለበዳ ዝነበረን ቀጥታዊ ንጥፈታት ንድሕሪት ዝምለሳሉ ግዜ ሕጂ’ዩ ኢሉ፡ * ዝበዝሑ እቶም ተሪፎም ዘለው ቀይድታት ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ክለዓሉ’ዮም፡ ነበርቲ’ታ ግዝኣት ካብ ዓርቢ 19 ሕዳር ቀይዲ ዘይብሉ ምብጽጻሕን ምትእኽኻባት ኣብ ደገን ክህልዎም’ዩ፡ * ሰልፊ ለይበር ወፍሪ ኣብ ዘተኣማምን ቀረብ ኢንተርነት ንትምህርትን ምዕባለን ህጻናት ወሳኒ’ዩ ኢሉ፡ ክሳብ 30000 ሕማቕ ዝኾነ ወይ ፈጺሙ ኢንተርነት ዘይብሎም ስድራቤታት ቀረብ ክህቦምን ኤለክትሮኒካዊ ኣቑሑ’ውን ከቕርበሎም’ዩ ኢሉ። * ዑደት ኣፍሪቃ ኣንቶኒ ብሊንከን ሓድሽ ሞት ዘኸተለ ዓፈና ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ዝጠልቡ ኣድመኛታት ኣብ ሱዳንን መልእኽቲ እምቢታ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣጋጢምዎ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners