SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣውስትራልያውያን ኣዝማድ ወይ ቤተሰብ ዘለዎም ዘኽታማት ህጻናት ብኸመይ ቪዛ ክረኽቡ ይኽእሉ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

    ንኣብ ኣውስትራልያ ኣዝማድ/ቤተሰብ ዘለውዎም ዘኽታማት ዝወሃብ ቪዛ The Orphan Relative Visa (subclass 117) ናብ ኣውስትራልያ ክኣትው ንዝደልዩ ሓደስቲ መጻእቲ ዝቐርብ ሓደ ካብ ብዙሓት ኣማራጺታት ቪዛ’ዩ። ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ መን’ዩ The Orphan Relative Visa (subclass 117) ከመልክት ዝምልከቶ ወይ ዝግብኦ ክምልከት’ዩ።

    8 min

  • ኣብ ወጥሪ ቤላሩስ-ፖላንድ ስደተኛታትን ካልኦት መጻእትን ግዳያት ኮይኖም

    ሓለውቲ ዶብ ፖላንድ ኣንጻር ናብ’ታ ሃገር ክኣትው ዝፈተኑ መጻእትን ስደተኛታትን ዘንብዕ ጋዝን ምግጫብ ማይን ምስ ተጠቕሙ ኣብ ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ዕግርግር ተፈጢሩ። እቲ ናብ ቅልውላው ስደተኛታት ኣብ ዶብ ፖላንድ ዘስዓበ ምስሕሓብ ምግዳዱ ኣብ ዝቐጸለሉ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሰፍሑ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ቤላሩስ ከንብር የፈራርሕ ኣሎ።

    13 min

  • ሓደስቲ ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021)

    ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021)

    * ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣስሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ሓቲቱ፡

    * ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኬንያን ኣሜሪካን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ደው ክብል ጸዊዖም፡

    * ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተኣስሩ ሰባት ከይሓትት ከምዝተኸልከለ ኣፍሊጡ፡

    * ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ስነስርዓተ ቀብሩ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ 

    9 min
  • ሓደስቲ ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021)
    ጸብጻብ ዜናታት (18/11/2021) * ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣስሩ ሰራሕተኛታቱ ክፍትሑ ሓቲቱ፡ * ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኬንያን ኣሜሪካን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ደው ክብል ጸዊዖም፡ * ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተኣስሩ ሰባት ከይሓትት ከምዝተኸልከለ ኣፍሊጡ፡ * ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ስነስርዓተ ቀብሩ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ
    9 min
  • “ምዑዝ፡ ልዕሊ 300 ደቂ ኣንስትዮ እናሰርሓ ሞያ ዘማዕበላሉ ዕድል ዝፈጠረ ትካል እዩ።” ሳባ ኣብርሃም

    ኣብ ኲንስላንድ ብዝገበረቶ ኣገልግሎታት ንማሕበረሰብ ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም፡ ብዛዕባ ትካል ምዑዝን ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎትን ትዛረብ።

    14 min

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሕዳር 2021)

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

    ** ኣብ ለውጢ ክሊማ ፈደራል መንግስቲ ዝግብ ኦ ስራሕ ኣይሰርሐን ተባሂሉ።

    ** ግብጺ ናይ ፈዛእ ርእሳ ክታበት ኮቪድ ከምዘፍረየት ኣፍሊጣ።

     ** ሮጀረ ፈደራር ኣብዝመጽእ ጸወታታት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ኣይቀርብንዩ ተባሂሉ።

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

    ** ኣብ ለውጢ ክሊማ ፈደራል መንግስቲ ዝግብ ኦ ስራሕ ኣይሰርሐን ተባሂሉ።

    ** ግብጺ ናይ ፈዛእ ርእሳ ክታበት ኮቪድ ከምዘፍረየት ኣፍሊጣ።

    ** ሮጀረ ፈደራር ኣብዝመጽእ ጸወታታት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ኣይቀርብንዩ ተባሂሉ።

    19 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሕዳር 2021)
    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ለውጢ ክሊማ ፈደራል መንግስቲ ዝግብ ኦ ስራሕ ኣይሰርሐን ተባሂሉ። ** ግብጺ ናይ ፈዛእ ርእሳ ክታበት ኮቪድ ከምዘፍረየት ኣፍሊጣ። ** ሮጀረ ፈደራር ኣብዝመጽእ ጸወታታት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ኣይቀርብንዩ ተባሂሉ። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ለውጢ ክሊማ ፈደራል መንግስቲ ዝግብ ኦ ስራሕ ኣይሰርሐን ተባሂሉ። ** ግብጺ ናይ ፈዛእ ርእሳ ክታበት ኮቪድ ከምዘፍረየት ኣፍሊጣ።
    19 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners