
Sign up to save your podcasts
Or


ኣርእስታት ዜና
** ቻይና ኣብቲ ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ሓርፋፍ ርክብ ዝያዳ ሓላፍነት ክትስከም ንኣውስትራሊያ ተማሕጺና።
** ኣብ ቀዳማይ ዉግእ ዓለም ዝሞቱ ወተሃደራት ይዝከሩ ...
**ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝርከቡ ሰራሕተኛታቱ ንኽፍትሑ ጸዊዑ
** ፖግባ ኣብዝቕጽል ክልተ ጸወታታት ናይ ማንቸስተር ዩናይትድ ግጥማት ብዘጋጠሞ መጉዳእታ ክጻወት ምዃኑ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይሊታት ትግራይን ኲናት ኣብዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ እቲ ኲናት ደው ንምባል ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ይቕጽል ኣሎ።
ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት ፡ ዝበዝሑ ዓበይትን መንእሰያትን ምሉእ ምሉእ ተኸቲቦም ፡ ኪኢላታት ክታበት ካብ ሓሙሽተ ክሳብ ዓሰርተ ሓደ ዝዕድሚኦም ህጻናት ክኽተቡ ዝኽእሉ እንተኾይኖም ይግምግሙ ኣለዉ ።
እስራኤል ኣብ ሓጺር እዋንን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብዚ ናይ ዕድመ ጉጅለ ናይ ፋይዘር ክታበት ክትከትብ ከተጽድቕ ትኽእል እያ።
ንኡስ ናይ ንግዲ ዋኒን ወይ ቢዝነስ ምጅማር ዘሐጕስ ነገር እኳ እንተ ኰነ ፡ ብዙሕ ብድሆታት ግን ኣለዎ ። ነዚ መስርሕ እዚ ብኸመይ ከም እተቕልሎን ብዝያዳ ፍረ ጻማ ከም እትረኽበሉን እስከ ንርአ ።
ሓጸርቲ ጸብጻብ፥
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners