SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (4 ሕዳር 2021)

    ኣርእስታት ዜና

    * ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ነኣሽቱ ቆልዑ ክታበት ኮቪድ ክወስዱ  እዮም ዝብል ውሳነ ዘይተርፍ ኮይኑ ኣሎ።

    ** ኣብ ውግእ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ኵሎም ወገናት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ከም ዝፈጸሙ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ገሊጹ።

    *** ሓንቲ ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ ንሓንቲ ጥሮታ ዝወጸት ብዓልቲ ስልጣን ኮምዩኒስት ብጾታዊ ዓመጽ ከሲሳቶ።

    17 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (4 ሕዳር 2021)
    ኣርእስታት ዜና * ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ነኣሽቱ ቆልዑ ክታበት ኮቪድ ክወስዱ እዮም ዝብል ውሳነ ዘይተርፍ ኮይኑ ኣሎ። ** ኣብ ውግእ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ኵሎም ወገናት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ከም ዝፈጸሙ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ገሊጹ። *** ሓንቲ ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ ንሓንቲ ጥሮታ ዝወጸት ብዓልቲ ስልጣን ኮምዩኒስት ብጾታዊ ዓመጽ ከሲሳቶ።
    17 min
  • ዋ/ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሰብኣዊ ረድኤትን ኩናት ምስ ትግራይ ብልዝብ ምፍታሕ ዝምልከትን ከም ዝተዘራረቡ ገሊጾም። (ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ፌስቡክ: መጋደዲ ጽልኢት ንዝበሎ መግለጺ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ካብ መርበቡ ከም ዝኣለየ ሓቢሩ። ሊቀመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ኩናት ትግራይ ብልዝብ ክፍታሕ ሓቲቱ። ኬንያ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምስታ ሃገር ዘዳቡዋ ግዝኣት ኩናት ዓጽያቶ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ። ኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅምር ሓደ ዓመት ምምል ኡ ምኽንያት ብምግባር ምስ ዶ/ኪዳነ ካብ ኣደላይድ ዶ/ር ኣደራጃቸው ካብ ካንቤራን ካብ መልበርን ኣቶ ሙልጌታ ደሞዝን ኣዛሪብናዮም ኣለና ድሒሩ ክቐርብ እዩ።
    5 min
  • ዋ/ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሰብኣዊ ረድኤትን ኩናት ምስ ትግራይ ብልዝብ ምፍታሕ ዝምልከትን ከም ዝተዘራረቡ ገሊጾም። (ጸብጻብ)

    ኣርእስታት ጸብጻብ፥

    ፌስቡክ: መጋደዲ ጽልኢት ንዝበሎ መግለጺ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ካብ መርበቡ ከም ዝኣለየ ሓቢሩ።

    ሊቀመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ኩናት ትግራይ ብልዝብ ክፍታሕ ሓቲቱ።

    ኬንያ ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ  ምስታ ሃገር ዘዳቡዋ ግዝኣት ኩናት ዓጽያቶ።

    ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

    ኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅምር ሓደ ዓመት ምምል ኡ ምኽንያት ብምግባር ምስ ዶ/ኪዳነ ካብ ኣደላይድ ዶ/ር ኣደራጃቸው ካብ ካንቤራን ካብ መልበርን ኣቶ ሙልጌታ ደሞዝን ኣዛሪብናዮም ኣለና ድሒሩ ክቐርብ እዩ።

    5 min
  • “ካብዚ ዝሓለፈ ዓመት ዝተፈጸመ ከቢድ ኩነታት እቲ ዝዓበየ ዘትረፍናዮ ነገር ናይ ተጋሩ ሓድነት’ዩ።”

    ኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅመር ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዚ ኲናት ካብ ትግራይ ሓሊፉ ሎሚ ናብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ልሒሙ ይርከብ ኣሎ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተፈጸመ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ዉሽጢን ኣብ ወጻኢን ዝርከቡ ተጋሩ ከቢድ ጽልዋ ኣሕዲሩ እዩ። በዚ ዝኽሪ ምኽንያት ጌርና ንመራሕቲ ማሕበረሰ ትግራይ ማለት ንዶ/ር ኣደራጃቸው ሓዲሽ፡ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ከምኡውን ንኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ ሓሳቦም ሂዝቦሙና ኣለዉ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

    16 min

  • "ስራሕ ንምርካብ ዝጽገሙን ስራሕ ንኽሕዙ ኢና ንሕግዝ።" ልኡል ፍስሃ
    ኣብ ቪክቶሪያ ኣብዝተፈላለዩ ሲቲ ካውንስላት ብመንግስቲ ዝምወል ስራሕ ንምርካብ ዝጽገሙ ዓበይቲ፡ ብስደት ዝመጹ፡ ኣብ ወጻኢ ሞያ ሒዞም ንዝመጹን ዝሕግዝ ትካል ኣሎ። ኣቶ ል ኡል ፍስሃ ኣብ ሓደ ካብ ናይ ቪክቶሪያ ሲቲ ካውንሲል ዝኾነ መልተን ኣብ ጆብ ቪክቶሪያ ኣድቮኬት ዝሰርሕ እዩ። እቲ ፕሮግራም ብኸመይ ንማሕበረሰባት ስራሕ ንምርካብ ከምዝሕግዞም መብርሂ ሂቡና ኣሎ።
    12 min

  • ፍሉጣት ናይ ኣውስትራሊያ ስፖርቲን ሕጊታቶምን ንፍለጦም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ኣውስትራሊያ ብስፖርታዊ ትፍለጥ ሃገር እያ ፡ ሓደ ካብቲ ምስ ኣውስትራሊያውያን ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ፍቱን መንገዲ ብናይ ማሕበረሰብ ስፖርት ክለባት ኣቢሉ ኮይኑ እዚ ንኹሉ ተሳታፊ ዓቢ ናይ ጥዕናን ማሕበራዊ ጥቕምታትን ዝህብ እዩ ። ብዛዕባ እቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዝዮም ህቡባት ዝኾኑ ኣርባዕተ ዓይነት ስፖርትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጾም ኣለዉ።  

    14 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners