SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • 'ሃገር ደው ዘብል ቅድድም' ኣፍራስ ኣብ መልበርን ረብሕኡ ዶ ይዓቢ ወይስ ክሳርኡ፧
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/11/2021) * ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ጋና ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ጋና ኣብ ኦርላንዶ ስታድየም፡ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ክካየድ ምውሳና ብምቅዋም ይግባይ ሓቲቱ፡ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ሴካፋ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኤርትራ ብታንዛንያ 1-0 ተሳዒረን፡ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 7-0 ስዒረንአን፡ * ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ኩ’እግሪ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ 2022 ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኡጋንዳ 2-0 እንተተዓወታ’ኳ ብፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ተሳዒረን ናብ ዝቕጽል ዙር ከይሓለፋ ተሪፈን፡ * ብ ግሪኽ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ስልማት ኬንያዊ ኤልዮድ ኪፕቾገ ብሉጽ ኣትሌት ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ተሰይሙ፡ * በብዓመቱ ኣብ ከተማ መልበርን ዝካየድ ‘ሃገር ደው ዘብል ቅድድም’ ተባሂሉ ዝስመ ቅድድም ኣፍራስ መልበርን ካፕ ረብሕኡ ዶ ይዛይድ ወይስ እቲ ክሳርኡ፡
    12 min
  • 'ሃገር ደው ዘብል ቅድድም' ኣፍራስ ኣብ መልበርን ረብሕኡ ዶ ይዓቢ ወይስ ክሳርኡ፧

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/11/2021)

    * ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ጋና ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ጋና ኣብ ኦርላንዶ ስታድየም፡ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ክካየድ ምውሳና ብምቅዋም ይግባይ ሓቲቱ፡

    * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ሴካፋ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኤርትራ ብታንዛንያ 1-0 ተሳዒረን፡ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 7-0 ስዒረንአን፡

    * ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ኩ’እግሪ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ 2022 ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኡጋንዳ 2-0 እንተተዓወታ’ኳ ብፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ተሳዒረን ናብ ዝቕጽል ዙር ከይሓለፋ ተሪፈን፡

    * ብ ግሪኽ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ስልማት ኬንያዊ ኤልዮድ ኪፕቾገ ብሉጽ ኣትሌት ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ተሰይሙ፡

    * በብዓመቱ ኣብ ከተማ መልበርን ዝካየድ ‘ሃገር ደው ዘብል ቅድድም’ ተባሂሉ ዝስመ ቅድድም ኣፍራስ መልበርን ካፕ ረብሕኡ ዶ ይዛይድ ወይስ እቲ ክሳርኡ፡

    12 min
  • ሓይሊታት ናይ ትግራይ ንኮምቦልቻ ናይ ኦሮሞ ድማ ንከሚሰ ተቖጻጺርና ይብሉ፡ ካብ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ
    ኣርእስታት ** ስኮት ሞሪሰን ንኣማኑዌል ማክሮን ከምዝሓሰዎ ምስ ገለጸ ፡ ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ እናኸረረ ምኻዱ ተገሊጹ... ** ሓይሊታት ትግራይን ኦሮምን ከተማታት ተቖጻጺርና ይብሉ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ህዝቢ ናብ ኲናት ክኸትት ጸዊዑ ** ጃኮቪች ኣብ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ Australian Open ከምዝሳተፍን ዘይሳተፍን ይጠራጠር .
    16 min
  • ሓይሊታት ናይ ትግራይ ንኮምቦልቻ ናይ ኦሮሞ ድማ ንከሚሰ ተቖጻጺርና ይብሉ፡ ካብ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት 

    ** ስኮት ሞሪሰን ንኣማኑዌል ማክሮን ከምዝሓሰዎ ምስ ገለጸ ፡ ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ እናኸረረ ምኻዱ ተገሊጹ...

     

    ** ሓይሊታት ትግራይን ኦሮምን ከተማታት ተቖጻጺርና ይብሉ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ህዝቢ ናብ ኲናት ክኸትት ጸዊዑ

     

    ** ጃኮቪች ኣብ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ Australian Open ከምዝሳተፍን ዘይሳተፍን ይጠራጠር .

    16 min
  • "ሐዚ ዝርርብ የለን። ምስ መን ከ ክንዘራረብ? ኣብዪ ኮ ገበነኛ እዩ።" ጀ/ ጻድቃን ገብረትንሳኤ

    ኣርእስታት ዜና: ሰራዊት ትግራይ ንኢንዱስትርያላዊት ከተማ ኮምበልቻ ተቖጻጺሩ። መራሒ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ጃል ማሮ ካብ ብሕጂ ዝተረፈ ወፍሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምግስጋስ እዩ ኢሉ። መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኩለን ትካላቱ ስሩዕ ስርሐን ደው ኣቢለን ናብ ውግእ ክወፍራ ጸዊዑ። 

     

    6 min
  • "ሐዚ ዝርርብ የለን። ምስ መን ከ ክንዘራረብ? ኣብዪ ኮ ገበነኛ እዩ።" ጀ/ ጻድቃን ገብረትንሳኤ
    ኣርእስታት ዜና: ሰራዊት ትግራይ ንኢንዱስትርያላዊት ከተማ ኮምበልቻ ተቖጻጺሩ። መራሒ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ጃል ማሮ ካብ ብሕጂ ዝተረፈ ወፍሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምግስጋስ እዩ ኢሉ። መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኩለን ትካላቱ ስሩዕ ስርሐን ደው ኣቢለን ናብ ውግእ ክወፍራ ጸዊዑ።
    6 min
  • ምጅማር ዋዕላ ክሊማ መራሕቲ ሃብታማት ሃገራት
    ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማርዮ ድራጊ ፡ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ካብ ምጅማር እቲ ለበዳ ጀሚሮም ንፈለማ ግዜ ኣብ ጉጅለ 20 ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ናብ ሮማ ክቕበልም ከሎ ፡ ሓባራዊ ኣተሓሳስባ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣጕሊሑ ኣሎ ። ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከም ናይ ክታበት ማዕርነትን ዓለምለኻዊ ቊጠባን ከምኡውን ኣብ መንጎ መራሕቲ ናይ ብዙሕ ብዙሕነትን ናይ ክልትኣዊ ዝርርብ ተኻይዶም ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ... ብዛዕባ ለውጢ ኵነታት ኣየር ኣንጸላልዩሉ ዘሎ፡ ኣብ ግላስጎው ዝግበር ዋዕላ ኮፕ26 ክድህስስ እዩ።
    9 min
  • ምጅማር ዋዕላ ክሊማ መራሕቲ ሃብታማት ሃገራት

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማርዮ ድራጊ ፡ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ካብ ምጅማር እቲ ለበዳ ጀሚሮም ንፈለማ ግዜ ኣብ ጉጅለ 20 ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ናብ ሮማ ክቕበልም ከሎ ፡ ሓባራዊ ኣተሓሳስባ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣጕሊሑ ኣሎ ።

     

    ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከም ናይ ክታበት ማዕርነትን ዓለምለኻዊ ቊጠባን ከምኡውን ኣብ መንጎ መራሕቲ ናይ ብዙሕ ብዙሕነትን ናይ ክልትኣዊ ዝርርብ ተኻይዶም ።

     

    እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ... ብዛዕባ ለውጢ ኵነታት ኣየር ኣንጸላልዩሉ ዘሎ፡  ኣብ ግላስጎው ዝግበር ዋዕላ ኮፕ26 ክድህስስ እዩ።

    9 min
  • ኣብ ከተማ ብሪዝበን ንምቅላሕ ጸገማት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ (ጸብጻብ)

    ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣውስትራልያውያንን ኩነታት ኣብ ሊብያ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዓለም ንምቅላሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

    6 min
  • ኣብ ከተማ ብሪዝበን ንምቅላሕ ጸገማት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ (ጸብጻብ)
    ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣውስትራልያውያንን ኩነታት ኣብ ሊብያ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዓለም ንምቅላሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners