
Sign up to save your podcasts
Or


ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡
** ሓፈሻዊ ሕክምና (G-Ps) ን ፋርማሲታትን ኣብቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወሃብ ናይ መደንፍዒ ክታበት ኮቪድ-19 ክህባ ክጅምራ እየን።
** ስልጣን ንምቁጽጻር ድሌት የብልናን ክብል፡ ኣፈኛ መንግስቲ ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።
** ጋንታ ራግቢ Wallabies' ብናይ ስኮትላንድ ኣብ ኢዲንበርግ ተሳዒራ።
መራሒ ትግራይ ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ምስ ም/ል ዋና ጸሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕሃ ማርቲን ግሪፍቲስን ፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴንጎ ኦበሶንጆን ኣብ መቐለ ተዘራሪቦም።
ምምሕዳር ባይደን ንዓበይቲ ኣስራሕቲ ሰራሕተኛታቶም ናይ ግዴታ ክታበት ክኽተቡ ይደፍእ ኣሎ ፡ ኣመሪካ ነቶም ብዉድብ ጥዕና ዓለም ተቐባልነት ዘለዎ ክታበት ዝተኸትቡ ናብ ሃገራ ክ ኣትዉ ዶባ ኣርሕያ ኣላ።
ዓለም ናብቲ 250 ሚልዮን መልከፍቲ በጺሓ ኣብ ዘላሉ እዋን ፡ ብዙሓት ሃገራት በቲ ብኮቪድ-19 ዝመጽእ ሓድሽ መልከፍቲ ይጥቅዓ ኣለዋ ።
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/11/2021)
* ግጥማት ሻምፒዮና ኩ’እግሪ ሴካፋ ደቀንስትዮ ት20 ኣብ ኡጋንዳ ምክያዶም ኣብ ዝቐጸለሉ ኡጋንዳን ኢትዮጵያን ንፍጻመ በጺሐን፡ ኤርትራውያን ከኣ ንጂቡቲ ስዒረን ውራየን ዛዚመን፡
* ኣብ ማራቶን ዙሪክ ባርሴሎና ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ክዕወቱ እንከለው ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ሳንሰባስትያንን ኢትዮጵያውያን ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኤውሮጳውያን ኣትሌታትን ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡
* ካሜሩን ተአንግዶም ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2022 ክካየዱ ኣብ ዝተቓረብሉ እዋን እታ ሃገር ኣብ ክልተ ዓበይቲ ከተማታታ ዝተኸስተ ለበዳ ሕማም ሸሮኽ ትቃለስ፡
* ሽዱሽተ ኣሰልጠንቲ ጋንታታት ፕሪምየር ሊግ ድሮ ካብ ስርሖም ኣብ ዝተባረርሉ መን ኮን ይኸውን እቲ ስዒቡ ግዳይ ዝኸውን፧
ኣብ ትግራይ ዝተጀመረ ኲናት ሓደ ዓመት ኣሕሊፉ፡ ኣብዚ እዋን ዳርጋ ናብ ብዙሕ ከተማታት ኢትዮጵያ ልሒሙ ይርከብ። ብምኽንያት ሓደ ዓመት ምዝካር ናይቲ ኲናት ምስ መራሕቲ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ኣውስትራሊያ ማለት ምስ ኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ፡ ዶ/ር ኣደራጃቸው ሓድሽን ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ዝግበርናዮ ካልኣይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners