
Sign up to save your podcasts
Or


ኣብ ኲንስላን ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም ብዛዕባ ነዚ ሽልማት ንኽትረክብ ዝሰርሓቶም ስራሓት ዝተገብረ ዕላል።
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/11/2021)
* ኣብ በርጎስ ስፐይን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ኤርትራውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡
* መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ናይ መወዳእታ ምዕራፎም ኣብ ዝዛዘምሉ ኢትዮጵያ ኣንጻር ጋናን ዚምባብወን 1-1 ማዕረ ብምውጻእ ጉዕዞኣ ኣጠናቒቓ፡ ጋና ንደቡብ ኣፍሪቃ ስዒራ ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ፡
* ኣብ ኡጋንዳ ክካየዱ ዝቐነዩ ግጥማት ሻምፒዮና ኩ’እግሪ ሴካፋ ደቀንስትዮ ት20 ብዓወት ኢትዮጵያ ተዛዚሞም፡ ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ንፈለማ ግዜኡ ዝተኻየደ ውራይ ንኡጋንዳ 3-2 ስዒራታ፡
* ትስፉው መጻኢ ኣብ ቅድሚኣ ዝጽበያ ዝነበረ መንእሰይ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ኤርትራ ደሴት ኪዳነ ኣብ ልምምድ እንከላ ብመኪና ተሃሪማ ድሕሪ ምማታ ዝሓለፈ ሰሙን ስነስርዓት ቀብራ ተፈጺሙ፡
ሓጸርቲ ጸብጻባት፥
ድሕሪ ውድቀት እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ መንግስቲ ህዝቢ ትግራይ መሰል ርእሰውሳኡ ዘድምጸሉን ፍሉያት ጉዳያት ትግራይ ዝረኣዩሉን ጊዝያዊን መሰጋገሪን መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክምስረት ዝርርብ ከም ዝተገብረሉ እውን ገሊጹ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወለዐ ኩናት " ውጽኢት ውድቀት ፖለቲካ እዩ።"
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ።
ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ብቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ግሎባዊ ዋዒ ዓለም ንምዕጋት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝግበር ዝርርብ ዝሳተፋ ሃገራት ንሰሙናት ዝኣክል ድሕሪ ምዝርራበን ፡ ናይ ግላስጎው ክሊማዊ ዉዕል ተሰማሚዐን።
ኩሎም 197 ወገናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ዘይዕግበትን ገለገለ ዕቃበታት እኳ እንተሃለዎም ኣብ መወዳእታ ደቒቕ ብዛዕባ ኮል ወይ ከሰል ዝምልከት ቃላት ብዙሕ ዘዛርብ ጉዳያት ድሕሪ ምልዓሉ ከቲሞም።
:... እቲ ጸብጻብ ይቕጽል ።
ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥
ኣብ ኤርትራ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ 7000 ሓሊፉ።
ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ንምቕራብ ዝተዋፈሩ 72 መራሕቲ መኪና ከም ዝተኣሰሩዎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ: ኣካረይቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ዝርዝር መንነት ተኻረይቲ ኣብ ቀረበኦም ናብ ዘሎ ቤትጽሕፈት ፖሊስ ክቕርቡ ኣዚዙ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners