
Sign up to save your podcasts
Or


ኣርእስታት፥
ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣየር ከም ዝፈነወት ተሓቢሩ።ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ።
ብሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ሰኔጋል ተራኺቦም ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ከም ዝተመያየጡ ተገሊጹ።
ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካይዶም።
ምስ ምጅማር ኣህጉራዊ መገሻታት፣ ካብ ወጻኢ ሃገር ንዝመጹ ፈለጥትናን ኣባላት ቤተሰብን ንናይ ኣውስትራሊያ ጽኑዕ ሓለዋ ዶባዊ መርመራታት ምድላው ኣገዳሲ እዩ ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ባዮሰኲሪቲ ሕጊታት ገለ ገለ ጐዳእቲ ዘይመስሉ ኣቑሑት ግና ኣብ ኣከባቢናን ሕርሻናን ግን ከቢድ ጽልዋ ዝሕድሩ እዮም ።
ሰባት ነዚ ከምዚ ዝበለ ኣቑሑ ከየፍለጡ ወይ ድክሌር ከይገበሩ ከእትውዎ እንተ ፈቲኖም: ናይ ገንዘብ መቕጻእቲ ከምኡውን ናይ ቪዛ ምስራዝ ከጋጥሞም ይኽእል እዩ ።
** ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ Omicron [[OM-ee-kron]] ኣብ ኣውስትራሊያ ተረኺቡ ...
** ኣብ ሱዳን ቪዛ ናይ ኣውስትራሊያ ዝሓዙ ኤርትራዊያን ናብ ኣውስትራሊያ ንምምጻእ ዳግማይ ስግ ኣቶም ይገልጹ ...
** ወደብቲ ኣውስትራሊያ ኦፐን እዚ ሓድሽ ቫይረስ ከመይ ከምዝጸልዎ ምስ ፈደራል መንግስቲ ክዝቲ ምዃኑ ገሊጾም
ኮሌጅ ሕክምናን ስነፍልጠትን ኦረታ 230 ተምሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣመሪቑ።
ሱዳን ብዕጡቓት ኢትዮጵያ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ከም ዝተቐትሉዋ ዘውጸኣቶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ።
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ከንቲባ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ከም ዝተኣስረ ተሰሚዑ።
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/11/2021)
* ሓሙሽተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ናይ’ዚ ዓመት ተሓጽዮም፡ ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም 2021 ዝዕደለሉ ባሕቲ ታሕሳስ እናቐረበ ኣብ ዝመጸሉ ኣትሌታት ዓመተ 2021 ብኽልቲኡ ጾታታት ዝሓለፈ ሰሙን ተረቚሖም፡
* ኤርትራዊት ዶልሺ ተስፋይ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ስፐይን ተዓዊታ፡ ኢትዮጵያዊት ጸሃይ ኣለሙ ኸኣ ኣብ ማራቶን ፊረንዘ ኣብ ኢጣልያ ተዓዊታ፡
* ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ኲናት ኣንጻር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ክመርሖ ናብ ግንባር ክኸይድ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ ገዳይም ኣትሌታት ሃይለ ገብረስላሰን ፈይሳ ለሊሳን ክዘምቱ ድሉዋት ምዃኖም ኣፍሊጦም፡
* ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ማእከል ወቕቲ ግጥማት ጋንታታት ኤውሮጳ ዝካየድ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን ጋንታታት ብዘይ ኣፍሪቃውያን ከዋኽብተን ግጥማተን ከካይዳ ይዳለዋ
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners