SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ጥቅምቲ 21)
    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ቪክቶሪያ ምሉእ ብምሉእ ክታበት ንዝረኸቡ ኣህጉራውያን ገያሾ ናይ ሆቴል ውሸባ ደው ከተብሎን ኣብ ክንድኡ ኣብ ገዛ ክፍለዩን ክትፈቅድ ትጽቢት ይግበር ። ** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሱዳናውያን ሰልፈኛታት: ኣብቲ ንኣዋርሕ ዝቐጸለ'ሞ ነታ ሃገር ዘናውጽ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስ ንእተቐትሉ መንእሰያት ንምዝካር፡ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሰልፊ ጌሮም። ** ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክ ፡ነቲ ኣብ ኣቴንስ ዝካየድ ተቓውሞታት ብምኹናን ብምባል ጸወታታት ኦሎምፒክ ብዛዕባ ሓድነት እዩ ኢሉ ።
    15 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ጥቅምቲ 21)

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     

    ** ቪክቶሪያ ምሉእ ብምሉእ ክታበት ንዝረኸቡ ኣህጉራውያን ገያሾ ናይ ሆቴል ውሸባ ደው ከተብሎን ኣብ ክንድኡ ኣብ ገዛ ክፍለዩን ክትፈቅድ ትጽቢት ይግበር ።

     

     

     

    ** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሱዳናውያን ሰልፈኛታት: ኣብቲ ንኣዋርሕ ዝቐጸለ'ሞ ነታ ሃገር ዘናውጽ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስ ንእተቐትሉ መንእሰያት ንምዝካር፡ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሰልፊ ጌሮም።

     

    **  ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣህጉራዊ  ኮሚተ ኦሎምፒክ ፡ነቲ ኣብ ኣቴንስ ዝካየድ ተቓውሞታት ብምኹናን ብምባል  ጸወታታት  ኦሎምፒክ ብዛዕባ ሓድነት እዩ ኢሉ ።

    15 min
  • መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል
    ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና ብዘሎ ድርቂ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ከም ዝተቓለዐን ፤ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ተሰሚዑ። ዕድመ ስርዓት 'ውልቀመላኺ' ናይ ዝበሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ' ከም ዘሕጽር'ውን ይሕነ። መራሕቲ ኤርትራ: "ኣብ ዝኮነ ግዜን ሰዓትን ስጉምቲ ካብ ምዉሳድ ደው ዘብለና ሓይሊ የለን።" ይብሉ። ዝብሉን ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና። መንግስቲ ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል
    8 min
  • መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል

    ሓጸርቲ ጸብጻባት፥

     

    ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና ብዘሎ ድርቂ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ከም ዝተቓለዐን ፤ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ተሰሚዑ።

    ዕድመ ስርዓት 'ውልቀመላኺ' ናይ ዝበሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ' ከም ዘሕጽር'ውን ይሕነ።

     

    መራሕቲ ኤርትራ: "ኣብ ዝኮነ ግዜን ሰዓትን ስጉምቲ ካብ ምዉሳድ ደው ዘብለና ሓይሊ የለን።" ይብሉ።

     

    ዝብሉን ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና። 

    መንግስቲ ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል 

    8 min
  • ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት፧ 18 ጥቅምቲ 2021
    ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣመሓዳሪ ቴክሳስ ፡ መዝነት ምእጋድ ክታበታት ብምቕያር ፣ ብቐጥታ ኣንጻር እቲ ናይ ሰበ-ስልጣን ጥዕናንብዛዕባ መደንፍዒ ክታበት ዝምልከት መደባትን እዩ። ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ኣንቶኒ ፋውቺ ፡ ውሑድ ክታበት ዘለወን ሃገራት ዓለም ፡ ምስ ኮቪድ-19 ዝተሓሓዝ መጠን ሞት ብምምዝጋበን ፡ እቲ ውጺኢቱ የሻቕል ።
    7 min
  • ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት፧ 18 ጥቅምቲ 2021

    ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣመሓዳሪ ቴክሳስ ፡ መዝነት ምእጋድ ክታበታት ብምቕያር ፣  ብቐጥታ ኣንጻር እቲ ናይ ሰበ-ስልጣን ጥዕናንብዛዕባ መደንፍዒ ክታበት   ዝምልከት መደባትን እዩ።

     

    ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ኣንቶኒ ፋውቺ ፡ ውሑድ ክታበት ዘለወን ሃገራት ዓለም ፡ ምስ ኮቪድ-19 ዝተሓሓዝ መጠን ሞት ብምምዝጋበን ፡ እቲ ውጺኢቱ የሻቕል ።

    7 min
  • ትዕግስት ማሙየ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ታምራት ቶላ ኣብ ኣምስተርዳም ተዓዊቶም፡ ፈረንሳዊ ውዕሎ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ደሴት ኪዳነ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/10/2021) * ኢትዮጵያውያን ትዕግስት ማሙየ ኣብ ፓሪስ ታምራት ቶላ ኸኣ ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ዝተኻየዱ ማራቶናት ተዓዊቶም፡ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ኣብ ኢድ ደቡብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስካማ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ማህሚኑ፡ * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ላ ክላሲክ ሞርቢሃን ኤርትራዊት ደሴት ኪዳነ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊባ፡ * ፈላሚት ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ መወልቲ ተናዲ፡ ንተቐዳደምታ ኸኣ ንዓመተ 2022 ካልኦት ጋንታታት ከናድዩ ትሕብር፡
    11 min
  • ትዕግስት ማሙየ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ታምራት ቶላ ኣብ ኣምስተርዳም ተዓዊቶም፡ ፈረንሳዊ ውዕሎ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ደሴት ኪዳነ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/10/2021)

    * ኢትዮጵያውያን ትዕግስት ማሙየ ኣብ ፓሪስ ታምራት ቶላ ኸኣ ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ዝተኻየዱ ማራቶናት ተዓዊቶም፡

    * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ኣብ ኢድ ደቡብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስካማ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ማህሚኑ፡

    * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ላ ክላሲክ ሞርቢሃን ኤርትራዊት ደሴት ኪዳነ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊባ፡

    * ፈላሚት ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ መወልቲ ተናዲ፡ ንተቐዳደምታ ኸኣ ንዓመተ 2022 ካልኦት ጋንታታት ከናድዩ ትሕብር፡

    11 min
  • ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና)
    ኣርእስታት ዜና ** ቪክቶርያ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ካብ እተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ዝለዓለ ቝጽሪ: ማለት 2,297: ከምኡውን 11 ሰባት ሞይቶም ኣለዉ ... ** ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ግዝኣት ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ... **ኣብ ኖርወይ ከተማ ኮንስበርግ ፡ ሓደ ሰብ ቐስትን ፍላጻታትን ተጠቒሙ ምስ ኣጥቅዐ ፡ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም ፡ ካልኦት ድማ ቈሲሎም እዮም ። **ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ድሕሪ ን ኣዋርሕ ዝጸንሐ ወጥሪ ኲናት ከምዝተጀመረ ናይ ግብረ ሰናይን ሓይሊታትን ምንጭታት ንኤኤፍፒ ከምዝገለጽሉን መንግስቲ ነቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ይደፍኣሉ ከምዘሎ ገሊጾም ። ** ኬንያዊት ኣትለት ኣግስኒስ ቲሮፕ ፡ ኣብ መበል 25 ዓመታ ኣብ ቤታ ተቐቲላ ተረኺባ...
    18 min
  • ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና)

     ኣርእስታት ዜና

    ** ቪክቶርያ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ካብ እተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ዝለዓለ ቝጽሪ: ማለት 2,297: ከምኡውን 11 ሰባት ሞይቶም ኣለዉ ...

     

    ** ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ግዝኣት ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...

     

    **ኣብ ኖርወይ ከተማ ኮንስበርግ ፡ ሓደ ሰብ ቐስትን ፍላጻታትን ተጠቒሙ ምስ ኣጥቅዐ ፡ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም ፡ ካልኦት ድማ ቈሲሎም እዮም ።

     

    **ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ድሕሪ ን ኣዋርሕ ዝጸንሐ ወጥሪ ኲናት ከምዝተጀመረ ናይ ግብረ ሰናይን ሓይሊታትን ምንጭታት ንኤኤፍፒ ከምዝገለጽሉን መንግስቲ ነቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ይደፍኣሉ ከምዘሎ ገሊጾም ።

     

     ** ኬንያዊት ኣትለት  ኣግስኒስ ቲሮፕ ፡ ኣብ መበል 25 ዓመታ ኣብ ቤታ ተቐቲላ ተረኺባ... 

    18 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners