
Sign up to save your podcasts
Or


ኣርእስታት ጸብጻብ፥
ኤርትራ ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዓ.ም ዝህልዋ ጥቕሉል ፍርያት ሃገራዊ ዕቤት ( GDP) 4.8% ከኸውን ዝኣመተ ትካል ገንዘብ ዓለም (IMF) ናይ ኢትዮጵያ ንምእማት ተጸጊመ ክብል ፍሊጡ።
መራሕቲ ፖለትካን ሰራዊትን ትግራይ ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መሻርኽቱ ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዓብላሊ ዓወት ከም ዘመዝገቡ ይገልጹ።
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ መራሕቲ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ጻዕዳ ቤተመንግስቲ ኣሜሪካ ከዘራርቡ ወጢኖም።
ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ሞንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ሲቪላዊ ተጻብኦታት ከም ዝተወለዐ ይግለጽ።
ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
ኮቪድ-19 ብዘይካ'ቲ ዘስዕቦ ሕማምን ሞትን ኣብ ዉሕስነት መግቢ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዓቢ ሃስያ ከምዘውርድ፡ ኣብ ሓደ ናይ ጀርመን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ዝኾነ ዶ/ር ክብሮም ኣብዘቕረቦ መጽናዕቲ ገሊጹ'ሎ። ኣብቲ ዘቕረቦ ጽሑፍ ተሞርኩስና እቲ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዘስዕቦ ናይ ነዊሕ እዋን ጽልዋ ገሊጹልና ኣሎ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሓደ ሰብ ቪዛ ንምርካብ እንተኣመልኪቱ እሞ እቲ ናይ ቪዛ ሕቶኦም ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሕጊ ንክፀንሑ ናይ መሰጋገሪ ቪዛ ይወሃቦም እዩ ።
ከከም ኩነታቱ ምስቲ ኣመልካቲ ዝተፈላለየ ቅድመ ኵነታት ዝመጹ ብዙሓት መሰጋገሪ ዘለዎም ቪዛታት ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ፡ ብዛዕባ እቶም ፍሉጣት መሰጋገሪ ቪዛታትን ምስ ኦም ዝተሓሓዙ መሰላትን ቅድመ ኩነታትን ክገልጽ'ዩ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡
** NSW፥ ድሕሪ 106 መዓልታት ፡ ዳርጋ 63,000 ኮቪድ-19 መልከፍቲን 431 ሞትን ፡ ኣብ መንበሪ ገዛ ምዕጽዋ ዝጸንሕ ትእዛዝ ተላዒሉ ።
** ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ዘለዎ ሓድነታዊ መንግስቲ ሊብያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኽወርድ ዝቐነየ ግህዕታት ወግዓዊ ይቕሬታ ከምዝሃቡ ተፈሊጡ።
** ወተሃደራውን ጸጥታውን ልኡኽ ሱዳን ኣብዚ ሰሙን እዚ ናብ እስራኤል ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሞም።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥
ሓላፊ ፈጻሚት ስራሕ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዝነበረ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብታ ሃገር ወጺኡ ዕቝባ ከም ዝሓተተ ተዛሪቡ።
ንትግራይ ሓዊስካ 3 ሚልዮን ዶላር ንዝተጸገሙ ሰባት ዝሃበ ስነጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ 'ዘዊክንድ' ኣምባሳደር ሰናይ ግብሪ ትካል መግቢ ዓለም ኮይኑ።
ኣብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልላዊ መንግስቲ ዘመስርት ህዝበ ውሳኔ ተረኺቡ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners