SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ፓኪስታናዊ ኪኢላ ኑዩክሌስ: ዓብዱልቃዴር ክሃን ብኮቪድ ሞይቱ (ዓለም ምስ ኮቪድ 19 ከመይ ወዓለት)
    ብደረጃ ዓለም ቁጽሪ ናይቶም ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ናብ ሓሙሽተ ሚልዮን ይቐርብ ኣሎ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ መንግስታት ድማ መልከፍቲ ንምጉዳል ክታበት ብምሃብ ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለዉ ። ኣብ ኢትዮጵያ ካብቶም ን ኮቪድ መርመራ ዝተገብረሎም 10 ሚእታዊ ዝኾኑ ተለኺፎም ተረኺቦም።
    6 min
  • ፓኪስታናዊ ኪኢላ ኑዩክሌስ: ዓብዱልቃዴር ክሃን ብኮቪድ ሞይቱ (ዓለም ምስ ኮቪድ 19 ከመይ ወዓለት)

    ብደረጃ ዓለም ቁጽሪ ናይቶም ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ናብ ሓሙሽተ ሚልዮን ይቐርብ ኣሎ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ መንግስታት ድማ መልከፍቲ ንምጉዳል ክታበት ብምሃብ ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለዉ ።

    ኣብ ኢትዮጵያ  ካብቶም ን ኮቪድ መርመራ ዝተገብረሎም 10 ሚእታዊ ዝኾኑ ተለኺፎም ተረኺቦም።

    6 min
  • ድሙቕ ኣቀባብላ ንበዓል ቢንያም፡ ዓወት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ድሬዳዋን ተኣምራታዊት ሽቶ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ኤውሮጳን
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/10/2021) * ኢትዮጵያ ሳልሳይ ዙርያ ምድባዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ኣንጻር ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ባህር ዳር ኣካይዳ 3-1 ተሳዒራ፡ * በዓልቲ ብሩር መዳልያ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ዓዳ ተመሊሳ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፡ * ደቀንስትዮ መንእሰያት ኢትዮጵያ ት20 ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ፊፋ ት20 መንእሰያት ንሩዋንዳውያን መዛኑአን ብገፊሕ 4-0 ስዒረን፡ * ሽወደን ኣብ ዘካየደቶ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ሃገራት ኤውሮጳ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተኣምራዊት ሽቶ ብምምዝጋብ ሃገሩ 3-0 ክትዕወት ሓጊዙ፡ * እንግሊዛዊት ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ኒውካስትል ዩናይትድ ስዑዳውያን ሃብታማት ገዚኦማ ደገፍታ ክሕጎሱ እንከለው ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦት ጋንታታትን ስግኣት ሓዲርዎም
    15 min
  • ድሙቕ ኣቀባብላ ንበዓል ቢንያም፡ ዓወት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ድሬዳዋን ተኣምራታዊት ሽቶ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ኤውሮጳን

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/10/2021)

    * ኢትዮጵያ ሳልሳይ ዙርያ ምድባዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ኣንጻር ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ባህር ዳር ኣካይዳ 3-1 ተሳዒራ፡

     

    * በዓልቲ ብሩር መዳልያ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ዓዳ ተመሊሳ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፡

    * ደቀንስትዮ መንእሰያት ኢትዮጵያ ት20 ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ፊፋ ት20 መንእሰያት ንሩዋንዳውያን መዛኑአን ብገፊሕ 4-0 ስዒረን፡

    * ሽወደን ኣብ ዘካየደቶ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ሃገራት ኤውሮጳ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተኣምራዊት ሽቶ ብምምዝጋብ ሃገሩ 3-0 ክትዕወት ሓጊዙ፡

    * እንግሊዛዊት ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ኒውካስትል ዩናይትድ ስዑዳውያን ሃብታማት ገዚኦማ ደገፍታ ክሕጎሱ እንከለው ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦት ጋንታታትን ስግኣት ሓዲርዎም 

    15 min
  • ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ጸበባ፡ መብርሂ ካብ ኣብርሃም ተስፋይ
    ኣብዚ ቕነ ኣብ ልብያ፡ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ኣብ ጸቢብ ኣዳራሻት ተዓጽዮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብ ጸበባኦም ንምንጋፍ መዕጾ ከፊቶም ፈቐድ ኡ ፋሕ ክብሉን ክትኮሰሎምን ቀንዮም። እዚ ኩነታት ካብ ምንታይ ከምዝብገስን ሕጂ ዘለዉዎ ኩነታትን ነቲ ኩነታት ዝከታተል ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ዓዲ ጥልያን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
    16 min
  • ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ጸበባ፡ መብርሂ ካብ ኣብርሃም ተስፋይ

    ኣብዚ ቕነ ኣብ ልብያ፡ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ኣብ ጸቢብ ኣዳራሻት ተዓጽዮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብ ጸበባኦም ንምንጋፍ መዕጾ ከፊቶም ፈቐድ ኡ ፋሕ ክብሉን ክትኮሰሎምን ቀንዮም። እዚ ኩነታት ካብ ምንታይ ከምዝብገስን ሕጂ ዘለዉዎ ኩነታትን ነቲ ኩነታት ዝከታተል ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ዓዲ ጥልያን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

    16 min
  • SBS ንዝህቦ ናይ ቋንቋ ኣገልግሎታት ይኽልሶ ኣሎ።
    Sbs መበል 50 ዓመት ልደቱ ንምኽባር ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን ዝህቦ ናይ ብዙሕ ቋንቋታት ኣገልግሎታቱ ክኽልሶ ጀሚሩ። ነቲ ኣብዚ ዓመት እዚ እተገብረ ቘጸራ ህዝቢ ፡ መሰረት ብምግባር ነቲ ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመት ዝወሃብ ናይ ቋንቋ መደባትን ትሕዝቶኡን ክውሰን እዩ ።
    6 min
  • SBS ንዝህቦ ናይ ቋንቋ ኣገልግሎታት ይኽልሶ ኣሎ።

    Sbs መበል 50 ዓመት ልደቱ ንምኽባር ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን ዝህቦ ናይ ብዙሕ ቋንቋታት  ኣገልግሎታቱ ክኽልሶ ጀሚሩ።

     

    ነቲ ኣብዚ ዓመት እዚ እተገብረ ቘጸራ ህዝቢ ፡ መሰረት ብምግባር ነቲ ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመት ዝወሃብ ናይ ቋንቋ  መደባትን ትሕዝቶኡን ክውሰን እዩ ።

    6 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ፡ 7 ጥቅምቲ 2021
    ኣርእስታት ዜና፡ ** ሓድሽ ናይ ኒው ሳውዝ ወልስ ፕሪሜር ዶሚኒክ ፐሮታይ እታ ግዝኣት ካብ ዕጽዋ ትወጸሉ ኣገባብ ገሊጹ። ** ዉድብ ጥዕና ዓለም ሓድሽ ናይ ዓሶ ክታበት ኣጽዲቑ። **ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኢትዮጵያ ተፈሊጦም
    17 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ፡ 7 ጥቅምቲ 2021

    ኣርእስታት ዜና፡

     

    ** ሓድሽ ናይ ኒው ሳውዝ ወልስ ፕሪሜር ዶሚኒክ ፐሮታይ እታ ግዝኣት ካብ ዕጽዋ ትወጸሉ ኣገባብ ገሊጹ።

     

    ** ዉድብ ጥዕና ዓለም ሓድሽ ናይ ዓሶ ክታበት ኣጽዲቑ።

    **ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኢትዮጵያ ተፈሊጦም

    17 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,821 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners