
Sign up to save your podcasts
Or


ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/10/2021)
* ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማ ተዓዋቲ ለንደን ማራቶን ኮይኑ፡ ዓወቱ ኣረጋጊጹ ቀስ ኢሉ ብምእታው ግን ናይ ኣሽሓት ዶላር ሞቕሽሽ ኣምሊጥዎ፡
* ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ዝወጸ ኢትዮጵያዊ ገዲም ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ካብ’ቲ ውድድር ክሰናበት መደብ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ፡ ወዲ 40 ዓመት’ውን ጽቡቕ ውጽኢት ከመዝግብ ይኽእል’ዩ ኢሉ፡
* ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ክሮ ረይስ፡ ክሮኤሽያ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ዘዕግብ ውጽኢት ከመዝግብ እንከሎ ኣብ በደህቲ ኩነታት ኣብ ዝተኻየዱ ካልኦት ቅድድማት ኤውሮጳ ግን ተቐዳደምትና ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን፡
* ክታበት ኮቪድ-19 ዘይኣምኑ ወይ ዘይቅበሉ ከዋኽብቲ ስፖርት ዓለምና ኣብ ዝለዓሉ ውራያት ስፖርት ስክፍታታትን ምስንኻላትን ይፈጥሩ
ነቶም ብ2013 ጃልባኦም ብምስጣማ ዝጠሓሉ ኣስታት 400 ስደተኛታት ንምዝካር ፡ ብዙሓት ሰባት ናብ ጣልያን ኣብ ላምፔዱሳ ተኣኪቦም ።
ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ህይወቶም ዳግም ንምጥያስ ብሓደገኛ ጉዕዞ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሞይቶም እዮም ።
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ደገፍቲ መንግስቲ ፡ ኣንጻር እቲ ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ፈተነ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ፣ ሰልፈኛታት እቶም ዕልዋ ክገብሩ ዝፈተኑ ጀነራላት ፡ እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዕንቅፋት ይኾኑ ኣለዉ ኢሎም ከሲሶም ።
ፖለቲካዊ ኣረኣእያታት ናይቶም ኣብ ኤርትራ ንለውጢ ዝቃለሱ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተታሓሒዙ ፍልልያት ከምጽእ ተራእዩ እዩ። እቲ ዘሎ ዘፈላሊን ዘራኽብን እንታይ ከምዝመስል ሓሳቦም ዘካፈሉና ኣቶ ሰሎሞን ገብረየሱስን ኣቶ በረኸት ካሕሳይን ናይ ዘዳለዮ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።።
ኣርእስታት ዜና፡
** ናብ ወጻኢ ክገሹ ንዝመደቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዛዕባ ዝሕዝዎ ናይ ክታበት ፓስፖርት ዝምልከት ናይ Senate committee ሎሚ ከቕርብዩ።
ሎሚ ቪክቶሪያ መዓልታዊ ብዝሒ ብኮሮናቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ዳርጋ 1500 ሓደሽቲ መልከፍቲታት ፡ ሓሙሽተ ድማ ዝሞቱ ተረኺቦም ።
** ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ኤለክትሪክን ተለፎንን ኣብ ምጅማር ከምዝርከብ ፕረሲደንት ትግራይ ገሊጹ።..
** Cricket Australia እቲ ኣንጻር ጋንታ ኣፍጋኒስታን ናይ ሓንሳብ ዝግበር ጸወታ ከምዘይቅጽል ከረጋግጽዩ
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,821 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners