SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና 31 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

    *** ኣብ  ቪክቶሪያ ፡ ሎሚ [31 ግንቦት] 11 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተፈሊጡ

    ***  ቀንዲ ኣሰናዳኢ ናይ ሓደ ኣብ ቤላሩስ ዝርከብ ህቡብ ናይ ኢንተርነት ዜና ፡ ብ ጥርጣረ ጥሩፍነት ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ***ዉድድራት  French Open ይቕጽል  ጃፓናዊት ናኦሚ ኦሳካ ናይ ፈለማ መቕጻዕቲ ተቐቢላ፡

    ***ሰበ-ስልጣን ቬትናም ፡ ሓድሽ ዓሌት ኮሮናቫይረስ ከም እተረኽበ ኣፍሊጦም፣ እዚ ድማ ኣብ ህንድን  እንግሊዝን ንመጀመርታ ግዜ ናይ ተረኽበ ሕውሳውስ እዩ ።

    15 min
  • ብሪጣንያ ንደቡብ ኣፍሪቃ ትህቦ ሓገዝ ብምጉዳሉ ሰባት ክሞቱ ጀሚሮም።

    መንግስቲ ብሪጣንያ ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዚግበር ሓገዝ ዝኸውን ገንዘብ ከጉድል ምውሳኑ ፡ ሓንቲ ካብ ድኻታት ሃገራት ዓለም ብጥሜት ክትሳቐ ዘስዓበ ዉሳነ ኮይኑ ኣሎ።

     

    ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ረድኤት ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላው የንጸላሉ ኣሎ ይብሉ ።

    4 min
  • ብሩህ መጻኢ ናትናኤል ተስፋጽዮን ድሕሪ ዙር ኢጣልያን ጉዳይ ናኦሚ ኦሳካን ጥዕና ስነኣእምሮን ኣብ ባይታ ቴኒስ ፈረንሳ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/05/2021)

    * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ 2021 ኢትዮጵያዊት መቅደስ ኣበበ ኣብ 3000 ሜ መሰናኽል ካልኣይቲ ወጺኣ ብሩር መዳልያ ተሰሊማ፡

    * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓደ ካብ’ቶም ብቕዓቶም ዘመስከሩን ኮኾቦም ደሚቑ ዝወጹን ኮይኑ፡

    * ጃፓናዊት ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ናኦሚ ኦሳካ ብምኽንያት ጥዕና ኣእምሮ ድሕሪ ነብሲ ወከፍ ግጥም ቴኒስ ኣብ ዝወሃብ ቃለመሕትት ንጋዜጠኛታት ኣይክሳተፍን’የ ኢላ ድሕሪ ምግላጻ ቴኒስ ዓለም ተናዊጹ 

    12 min
  • ኦነግ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ይፍጽሙ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። (ሓጸርቲ ጸብጻባት)

    ኣርእስታት ጸብጻብ፥

    ኦነግ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ይፍጽሙ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእ ክሰርሑ ውን ጸዊዑ።

    ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንዘሕለፈቶ ውሳኔ 'ኢድ ምእታው እዩ' ብምባል ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጸውዐ ሰልፊ ሩስያ፣ ቻይናን ቱርክን ተሞጊሰናሉ።

    ዓቃቢት ሕጊ ዓለም ለኸ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ዳርፉር ምስ ወኪላት ስደተኛታት ተዘራሪበን።

    ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ሓደ ተኣሳራይ ልዕሊ 30 ሚስማር ካብ ከብዱ ከም ዝወጸሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብሪሆም

    5 min
  • “ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወደባትን መስመራት ንግድን ዳግም ምህናጽ ብምጅማራ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ዓለም ዳግም ክስሓብ ኪኢሉ ኣሎ፡” ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ።

    ኣብ ኣፍሪቃ ቀረብ ክታበት ምከለኻሊ ኮቪድ-19 ሕማቕ ከምዘሎ ፕሬዝዳንት ፖል ካጋሜ ነቒፉ

     ማእከላይ ኮሚተ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና ናይ ኢትዮጵያ ፡ ንክልተ መዓልትታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ ፡ እታ ሃገር ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጂኦ-ፖለቲካ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ቦታ ዝተሓሓዝ ዲፕሎማስያዊ ጕዳያት ዘለዋ መርገጺ ዝገልጽ መግለጺ ኣውጺኡ ።

    7 min
  • ዕለታዊ ዜና 27 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት ዜና፡

    መንግስቲ ቪክቶሪያ ንሸውዓተ መዓልታት ዝጸንሕ  ምዕጻው  ካብ ሰዓት 11: 59 ሎሚ ለይቲ [ኃሙስ 27 ግንቦት] ኣዊጁ ።

     

    ክፍሊ ጥዕና ቪክቶርያ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ካብ ልዕሊ 40,000 መርመራታት 11 ሓደስቲ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ድሕሪ ምርካቡ እዩ እዚ ዉሳነ ወሲኑ ዘሎ።

     

     

    ሕብረት ኤውሮጳ ንኣፍራዪ ክታበት ኣስትራዘነካ ኣብ ቤት ፍርዲ ብራስለስ  ኣቕሪብዎ።

     

    ፕረዚደንት ጆ ባይደን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው  መግለጺ ኣውጺኡ።

     

    18 min
  • ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

    ኣርእስታት፥

    መእተዊ ረድኤት ብምኽልካሉ ኣብ ትግራይ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ረሃብ ዝምልከት ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ባይቶ ጸጥታ ከም ዝተልኣኸ ተገሊጹ።

    ኣሜሪካ ማዕቀብ ቪዛ ዘንበረትሎም ኣብ ምግዳድ ቅልውላው ትግራይ ተራ ዘለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት በቢገጾም ተቓውሞ አ ኣስሚዖም።

    ኣሜሪካ ንትግራይ 33 መካይን ጥዕና ሂባ።

    ኬንያን ግብጽን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን። ዝብሉ ጸብጻባት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

    6 min
  • “እግሪ መምስተኸሉ 'ክንስደድ ኢና' ዝብሉ ዜጋታት እተፍሪ ሃገር መጻኢኣ ኣዝዩ ጸልማት’ዩ” ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ

    ቃለመሕትት ምስ ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ

    * መንእሰያት ንደገ ምውጽኦም እቲ መንግስቲ ተቓወምቱ ክውሕዱን ክደኽሙን ዝገብሮ ዘሎ እዩ፡

    “ነጻነት ኤርትራ ተረኺቡ’ሎ፡ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ግን እቲ ሓርነታዊ ዕላማታት ቃልሲ ከምዝተሓስቦ ሽቶኡ ኣይወቕዐን።”

    “እቲ ሃገር ንምህናጽ ተባሂሉ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ባርነት ስለዝተቐየረ መብዛሕትኡ መንእሰይ ዕድሚኡ ንኣገልግሎት ዝበጽሓሉ ከይተጸበየ ይሃድም ኣሎ።”

    “እግሪ ዘዝተኸሉ ካብ ሃገር ክንወጽእ ኢና ዝብሉ ደቀባት ዜጋታት እተፍሪ ሃገር መጻኢኣ ኣዝዩ ጸልማት’ዩ።”

    “ኩሉ ዘዝተቐየመ ካብ ኤርትራ ክወጽእ እንከሎ ነቲ መንግስቲ ሺሻይ፡ ጸጋን ሰላምን’ዩ፡ ነታ ዓዲ ግን ዕንወትን ጥፍኣትን ኮይኑ መጻኢ ዕድላ ዘጸልምት’ዩ።”

    25 min
  • ኣድላይነት ቅድሚ ሞት ለበዋ ምግዳፍ ወይ ምንዛዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    መጽናዕታት ከምዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ቅድሚ ምማቶም ለበዋ ኣይገድፉን ። ክኢላታት ግና ዕድመ ፡ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ደረጃን ዓሌትን ብዘየገድስ ፡ ንመጻኢ ናይቶም እተፍቅሮም ሰባት ኣቐዲምካ መደብ ምውጻእ ቀዳምነት ክወሃቦ ከም ዝግባእ ይምዕዱ። 

    8 min
  • ኦሎምፒክስ ክካየድን ክስረዝን መን'ዩ ዝውስን፧ ሮናልዶን-ጁቬንቱስን ሳላሕን-ሊቨርፑልን ኣብ መወዳእታ መዓልቲ ግጥማት ናብ ኤውሮጳ ሓሊፎም

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/05/2021)

    * ቅ/ብ ዙር ኢጣልያ/ጂሮ ድ’ኢታልያ ብመሪሕነት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ናይ ካልኣይ ሰሙን ውድድራቱ ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ካብ’ቶም ዝጀመሩ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ክልተ ዘዕግብ ውጽኢት እናመዝገቡ ገና መኸተኦም ይቕጽሉ’ለው፡

    * ሊጋት ኩ’እግሪ ኤውሮጳ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ግጥማቶም ኣካይዶም፡ ሊቨርፑልን መሓመድ ሳላሕን ከምኡ’ውን ጁቬንቱስን ሮናልዶን ንዓመታ ኣብ ሻምፒዮንስ ክጻወቱ ምዃኖም ኣረጋጊጾም፡

    * ጃፓን ራብዓይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ እትሳቐየሉ ዘላ እዋን ተቓውሞ ውሽጢ ሃገር ንምእንጋድ ውራያት ኦሎምፒክስን ፓራሊምፒክስን ይዛይዱ’ለው፡ ኦሎምፒክ ክስረዝን ከይስረዝን ግን መን’ዩ ዝውስን

    13 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,800 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners