SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • መበል 30 ዓመት ነጻነት ኤርትራ፥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ወጻእን ብኤርትራዊያን ይበዓል ኣሎ። (ካብ ዜና)

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ዝነብሩ ኤርትራዊያን ንመበል 30 ዓመት መዓልቲ ናጽነት የኽብሩ ኣለዉ። 

    ** ካብ ወፃእ ሃገር ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ሰባት ቅድሚ ምብጋሶም  ብናይ ዲጂታል መፍለጢ ኣቢሉ ናይ ኮሮናቫይረስ ክታበት ከምተኸትቡ መረጋገጺ ከቕርቡ ክኽእሉ እዮም ። ተባሂሉ

    ** ፓትሪስ ታሎን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ  ፡ ንኻልኣይ ግዜ ድሕሪ ምምራጹ፡ ፕረዚደንት ናይ በኒን ኮይኑ ሚሒሉ ።

    ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ናብ ኣመሪካ ዝገብርዎ ጕዕዞ ቀይዲ ክግበረሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ።

    13 min
  • እሳተ ጎሞራ ኣብ ኮንጎ

    ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ እሳተ-ጎመራ ብምንታጉ ፡ ብውሕዱ 15 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 500 ኣባይቲ ከም ዘዕነወን ተገሊጹ ።

     

    እሳተ-ጎመራ ኣብ ከረን ንይራጎንጎ [ኒየር-ኡህ-ሬድ-ጎ] ናብ ከተማ ጎማ ገጹ ኣብ ዝኸደሉ ዝነበረ እዋን ብኣማእታት ዝቝጸር ኣባይቲ ደብዩ ኣሎ ።

    4 min
  • “ብዓለም ለኸ ሕጊ ንኲናት ከይውዕል ዝተኸልከለ ጻዕዳ ፎስፈረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝርከቡዎም ሰላማውያን ሰባት ተርከፍኪፉ።” The Telegraf

    ብዓለም ለኸ ሕጊ ንመጥቃዕቲ ደቂሰብ ከይውዕል ዝተኸልከለ ጻዕዳ ፎስፈረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝርከቡዎም ሰላማውያን ሰባት ተርከፍኪፉ።

     ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ሽም ዝተቐትሉ 326 መራሕቲ ሃይማኖት ከም ዝሰነደ ኣፍሊጡ።

    5 min
  • ግጭት እስራኤል-ፍልስጢኤም፡ ኣጀማምራኡን በጺሕዎ ዘሎ ኩነታትን። (ሓጺር ታሪኽ)

    እዚ ካብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዘሕዝንን ጭካነ ዝመልኦ ግጭታት ሓደ እዩ ፡ እንተኾነ እቲ ኣብ መንጎ እስራኤላዊያንን ፍልስጢኤማዊያንን ዝተወለዐ ግጭት ብኸመይ እዩ ጀሚሩ፧ ብኸመይ ማዕቢሉ፥ ኣብ መጻኢኸ እንታይ እዩ ትጽቢት ዝግበር፧

    15 min
  • "ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ኩነታት ጠንኪሩ ክወጽእ'ዩ፡ ኢሮብ ግና ከም ብሄረሰብ ክቕጽል ኣብዘይክእለሉ'ዩ በጺሑ።"

    ኣብ ትግራይ ብዝቕጽል ዘሎ ኲናት ብዙሕ ሰላማዊ ህዝቢ ተጎዲኡ ኣሎ፡ ብፍላይ ኣብ ህዝቢ ኢሮብ በጺሑ ዘሎ ጉድ ኣትን ኩነታት እቲ ህዝቢን ዝምልከት ምስተወላዲ ኢሮብ ዝኾነ ኣቶ ኣድሓኖም ወ/ጊዮርጊስን ኣቶ ሙሉእ ብርሃን ኣበበ ተወላዲ ሰንዓፈን ዝተገብረ ዘተ። 

    33 min
  • ዕለታዊ ዜና 20 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት ዜና፥

     

    ** እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ጋዛ እትኽተሎ ስትራተጂ ተጣበቐሉ ፡ ትካላት ረድኤት ንኣማእታት ኣሽሓት ሰባት ሓገዝ ክበጽሓ ይቃለሳ ኣለዋ ፡...

     

    ** ኣብ ኣውስትራሊያ  ክታበት ኮቪድ-19 ንምትብባዕ ዝሓሸ ሜላ ንኽህሉ ናይ ሕክምና ክኢላታት ይጽውዑ ኣለው...

     

          ሰኔት አሜሪካ ኩናት ኣብ ትግራይ ጠጠው ክብል፣ ዘይተገደበ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቀድን ዝተፈጸመ ገበን ብዘይሻራዊ ወገን ክምርመር ዝሓትት እማመ 97 ኣሕሊፉ።

     

    ** ኣብ እዋን ምምሕዳር ባይደን ንፈለማ እዋን ካብ ኣመሪካን ሩስያን ዝመጹ ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት ገጽ ንገጽ ተራኺቦም ተዛትዮም።

    13 min
  • ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

     

    ኣርእስታት፥

    ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ኣዘዝቲ ዝርከቢዎም 9 ሓይልታት ፀጥታ ተቐቲሎም። ብተመሳሳሊ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ሓላፊ መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰብ መንግስቲ ብዕጡቓት ተቐቲሎም።

     

    ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ።

     

    መንግስቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምስ ሽሞም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ስልጣን ክካፈል ከም ዝተስማመዐ ሓቢሩኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝሓዘቶ መርገጺ ኣትሪራ ከም ትቕጽሎ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛሪበን ።

    6 min
  • ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

     

    ኣርእስታት፥

    ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ኣዘዝቲ ዝርከቢዎም 9 ሓይልታት ፀጥታ ተቐቲሎም። ብተመሳሳሊ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ሓላፊ መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰብ መንግስቲ ብዕጡቓት ተቐቲሎም።

     

    ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ።

     

    መንግስቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምስ ሽሞም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ስልጣን ክካፈል ከም ዝተስማመዐ ሓቢሩኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝሓዘቶ መርገጺ ኣትሪራ ከም ትቕጽሎ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛሪበን ።

    6 min
  • ኣብ ሃገራዊ ቅነ ዕርቂ ተሳትፎኻ ምዕዛዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ሃገራዊ ሰሙን ዕርቂ  ኩሎም ኣውስትራሊያዊያን; ብዛዕባ ሓባራዊ ታሪኽና ፡ ባህልናን ዓወታትና ክመሃሩ ፡ ከምኡ’ውን ምስ ናይ ኣቦርጂናልን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራት ዝሓሸ ርክባት ብምህናጽ ኣብ ዕርቂ ኣበርክቶ ክገብሩ ምኽኣል እዩ።

    ናይዚ ዓመት ቴማ ሰሙን ሃገራዊ ዕርቂ ፡ ካብ ቃል ንላዕሊ ዕርቂስጕምቲይሓትት ዝብልዩ።

    ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡  ስደተኛታት ከመይ ጌሮም ኣብ ናይ ዕርቂ ስጉምቲ ክሳተፉ ከምዝኽእሉ ክንርኢ ኢና ። 

    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,800 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners