
Sign up to save your podcasts
Or


ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/01/2021)
* ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ 2021 ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ናብ ወርሒ ግንቦት ተሰጋጊሩ፡
* ኤርትራዊ ኮኾብ መርሃዊ ቅዱስ ዝኣባላ ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኣስታና ፕሮ ቲም ንዓመተ 2021 ለቢሳ ትወዳደረሉ ቅዲ ማልያ ዘርጊሓ፡
* ዝለዓሉ ኣትሌታት ቱርኪ ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ማራቶንን መሰናኽል 3000 ሜን ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020ን ክሳተፉ ዘድልዮም መለክዒ ግዜ ከማልኡ ተስፋ ብምግባር ኣብ ኢትዮጵያ ልምምዶም የካይዱ፡
* ስፖርትን ዶናልድ ትራምፕን ዝተሓላለኸ ዝምድና ከምዘለዎምን ከምዘሕለፉን መቸም ኣብ’ቲ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ስልጣን ፕረዚደንትነቱ ብመልክዕ ድራማ ዝተዓዘናዮ መወዳእትኡ እንታይ’ዩ ክኸውን
ንዝቕጽል ኣርባዕተ ክፋላት ዝቐርብ ዝተፈላለዩ ማሰኛታትን መላቐስትን ዝገበሩዎም ማሰን መልቀስን ትግርኛ ቀዳማይ ክፋሉ እንሆ ሎሚ ይቐርብ
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡
***ኣመሪካ ነቲ ናይ የመን ዕጡቕ ሖቲ ናይ ወጻኢ ኣሸባሪ ዉድብ ኢላ ክትሰምዮ መደብ ኣውጺኣ።
*** ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ንኻልኣይ እዋን ብገበን ተኸሳሲ (impeached) ፕረሲደንት ኮይኑ።
*** ነፋሪት ኢትዮጵያ ክሊ ኣየረይ ጥሒሳ ኣትያ ብምባል ንቐጻሊ 'ከይድገም' ዝብል መጠንቀቕታ ሂባ።
*** ኣብ ትግራይ ይቕጽል ብዘሎ ውግእ ተጋሩን ኤርትራውያን ስደተይኛታትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከም ዝወደቑ ካቶሊካዊት ቤተ ቤተክርስቲያን ዓዲግራት ኣፍሊጣ።
ኣብዚ ዓሌታት ኮቪድ-19 እናስፋሕፋሑ ኣብዝከድሉ ዘሎ ብዙሓት ሃገራት ኣሰር ኣውስትራሊያ ብምስዓብ ገየሽቲ ቅድሚ መገሻ መርመራ ኮሮና ቫይረስ ክምርመሩ ይሓታ ኣለዋ።
ብኻልእ ወገን ኣብ ኣመሪካ መጠነ ሰፊሕ ክታበት ምኽታብ ትሰርሕ ኣላ።
ብዝገብሮ ዘሎ ንጥፈታት ናይ 2020 "Victorian Multiultural Award of Excellency" ዝበሃል ዝተሸለመ መንእሰይ እዩ። ሙባረክ ናብ ኣውስትራሊያ ካብዝመጽእ ዉሑድ ዓመታት እንተገበረኳ ብዝገብሮ ዘሎ ፍጡን ንጥፈታት ኣብ ቪክቶሪያ ናብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዝድይብ ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ዘሎ ንጥፈታትን ንሽልማቱን ዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።
ሰራዊት ሱዳን ናብ ግዝኣት ኢትዮጵያ ምእታው የጠናኽሮ ኣሎ ክብል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡፡
ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሱዳን ብኢትዮጵያውያን ንዝተፈጸመ ግፍዒ ዝበሎ ብትሪ ኮኒኑ።
ኣብ ኡጋንዳ ኣብዝግበር ምርጫ መንግስቲ ኣደናጊሩ ክዕወትዩ ክብል ተቓዋሚ መንግስቲ ገሊጹ።
ኣብ ትግራይ ኣውፊሮም ዝጸንሑ ግብጻዊያን ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካሕሳ ይሓቱ ኣለዉ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡
***ዝበዝሐ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ኮቪድ ክታበት ኣስትራዘነካ ኣብዚ ዓመት ከምዝኽተብ ሰብ መዚ ገሊጾም።
*** ሎሚ ድሕሪ ሰዓት 6 ናይ ምሸት እቲ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕጽዋ ስለዝለዓል ነበርቲ ከተማ ብርዝበን ነጻነቶም ዳግም ከስተማቕሩ ክጅምሩ እዮም።
*** ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ምጉዳል ግብሪን ዝተገብረ ደገፍን $7 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ን 8 ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ተዋሂቡ።
*** ሎሚ ሙቐትን ደረቕ ኣየርን ዘለዎ ኩነታት ብምህላዉ ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ንዝህሉ ባርዕ ጫካ ንምምካት ጉጅለታት ምጥፋእ ሓዊ ተዋፊሮም
ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተኣፋፊ ከምዘሎ ናይ ዉሕሃ ኣውሃሃዲ ሰብኣዊ ጉዳያት (UNOCHA) ኣፍሊጡ።
መንግቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እታ ሃገር ስጉምቲ ክውሰድ ዝገበሩ እዮም ኢሉ ዝጠርጠሮም ኣመራርሓ ህወሓት ከም ዝቐየደ ኣፍሊጡ።
ኣህጉራዊ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ካብ ኣዲስ ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ከም ዝዛወር ተፈሊጡ።
ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ኣህጉራዊ ስምምዕ ናጻ ንግዲ ዝዛመዱ መሓዋራቱ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጋና ከም ዘዛወረ ኣፍሊጡ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,767 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners