SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • በዓላትናን ኣውደኣመታትናን መግለጺ መንነትና ስለዝኾኑ ካብ በይንና ምስ ሰብና ኮይንና ኢና ከነብዕሎም ንደሊ፡

    ምጽንባል ኣገደስቲ ቤተሰባዊ፡ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ኣብ 2020 ምስ መምርሒታት ኣካላዊ ምርሕሓቕን እገዳታት ጉዕዞን ክጠዓዓሙን ክተዓጻጸፉን ኣድልይዎም’ዩ። ዋላ’ኳ ገለ ሰባት ምስ ፈተውቶም ደጊሞም ክራኸቡ ቀይድታት ክፎኽሱ ብሃንቀውታ ይጽበዩ እንተሃለው፡ ካልኦት ግን ነታ ብፍሉይ ተራር ዝነበረት ዓመት መኪቶም ዝሓለፉላ ንምብዓል ሓደስቲ መንገድታት ኣብ ምህንዳስ ተጸሚዶም ይርከቡ። 

    13 min
  • “ካብቲ ኣብ ዶባት ኤርትራ ዝርከባ ዓዲታት ተበጊሱ ዝግበር ዘሎ መጥቃዕቲ፡ ነተን ኣብኡ ዝርከባ ዓዲታት ምሉእ ብምሉእ ዘብርስ እዩ።” ተመስገን ሰመረ

     ዘይፖለቲካዊ፡ ዘይ ሻራዊ ስቪክ ማሕበር 12 ኣኽራን ነቲ ኣብ ናይ ቀደም ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣብ​ ​ደቡባዊ​ ​ክፋል መሬት ሃገረ ኤርትራ​ ​እትርከብ ብ​ዓሰርተ​ ​ክልተ ​(12) ​ዓድታት​ ​ዝቖመት ​ ​ወረዳ ዝርከብ ህዝቢ ዝረኽቦ ዘሎ ወጽዓ ንዝምልከቶ ጥርዓን ንምቕራብ ዝተወደበ ማሕበር እዩ። ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ነቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ነባሪ፡ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝሓሰመ ህይወት ኣውሪድዎ ከምዘሎ ኣባል ቦርድ ናይቲ ማሕበር ተመስገን ሰመረ ገሊጹ ኣሎ።

    21 min
  • ዕለታዊ ዜና 23 ሕዳር 2020 SBS ትግርኛ

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     *** ናብ መቐለ ዝግበር መጥቃዕቲ ቅድሚ ምጅማሩ ሓይሊታት ትግራይ ናብ መንግስቲ ኢዶም ክህቡ 72 ሰዓታት ዕድል ከምዝተዋህቦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    *** ኣብ ቡርኪናፋሶ መራሒ ናይቲ ዝዓበየ ተቓዋሚ ሰልፊ ፖለቲካ ፕረሲደንት ኮይኑ እንተተመሪጹ፡ ቀዳምነት ዝህቦ ሃገራዊ ጸጥታ ምዃኑ ገሊጹ።

     

    *** ኣብ ቪክቶሪያ ካብ ሎሚ 23 ሕዳር ኣትሒዙ ተወሳኺ ምፍኳስ ቀይዲ ተኣታትዩ፡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ንተኸታታሊ 24 መዓልታት ዝኾነ ናይ ኮሮና ቫይረስ መልከፍቲ ከይተራእየ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ።

     

    *** መራሕቲ ሃገራት ዓበይቲ ቑጠባ ዓለም መርመራታትን ክታበታትን ንኹሉ ህዝቢ ብሕሱር ዋጋ ክቐርብ ተሰማሚዖም።

    11 min
  • ኤርትራን ሩዋንዳን ኣብ ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያት ኣብ ታንዛንያ ኣብ መወዳእታ ሰዓት ኣይንሳተፍን ኢለን፡

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/11/2020)

    ** ኤርትራን ሩዋንዳን ካብ’ቲ ኣብ ታንዛንያ ዝተጀመረ ግጥማት ኩ’እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይ ኣፍሪቃ ወይ ሴካፋ ት20 መንእሰያት ከምዘይሳተፋ ተፈሊጡ፡

    ** ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ኢትዮጵያ ደጊማ ኣንጻር ማሊ ኣብ ባህር ዳር ገጢማ 3-0 ስዒራ፡

    ** ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣባል ጋንታ ሚቸልተን ስኮት ጽጋቡ ግርማይ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ምስ’ታ ጋንታ ክጸንሕ ፈሪሙ፡

    ** ጋንትኡ ንኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ስማ ናብ ኣስታና-ፕሪምየር ቴክ ቀይራ፡

    ** ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ወሳኒት ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ሶሰይዳድ መሪሕነታ ኣብ ጠርዚ ጠረጴዛ ላሊጋ ክትዕቅብ ሓጊዙ፡

    ** ሶሻል መድያ ኣብ ምፍልላይን ምብኣስን ሰባት ኣበርክቶኡ ኣብ ዝንቀፈሉ ዘሎ እዋን ረብሕኡ ዘጉልሕ ኣብነት ካብ ሓደ ኢኳዶርያዊ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ ተረኺቡ፡

    10 min
  • ዋዕላ መራሕቲ ሃብታማት ሃገራት (G20) ክታበት ኮሮና ቫይረስ ንኹለን ሃገራት ክባጻሕ ክረጋገጽ ምዃኑ ኣስሚርሉ።

    ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተገብረ ናይ ሃብታማት ሃገራት (G20 summit ) ዋዕላ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ለውጢ ክሊማ ካብ ቀንዲ ዛዕባ ናይቲ ዋዕላ እዮም ኔሮም።

     

    ኣባላ ሃገራት G20 80 ሚእታዊ ሃብቲ ናይ ዓለም፡ ክልተ ሲሶ ናይ ዓለም ህዝቢን ሰለስተ ብዒ ኣህጉራዊ ንግዲን ዝውንኑ እዮም።

    7 min
  • ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኲናትን፡ ናይ ክልቲኦም ወገናት ተዓዊትና ዝብልዎ ዘለዎ ኩነታትን።

    መንግስቲ ፌደራል ንጁንታ ህወሓት ስዒረ ንዓዲግራት፣ ኣክሱምን ዓድዋን ተቖጻጺረ ይብል። መንግስቲ ትግራይ ንሰራዊት ኣብይን ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ኣብ ሰለስተ ግንባራት ( ኣላማጣ፣ ዓድዋን ዕዳጋ ሓሙስን) ሰፍ ዘይብል ክሳራ ኣውሪዱ ከም ዝበታተኖም ይገልጽ። ብካልእ ዜና ኣርባዕተ ተጋሩ ህጻናት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከም ዝተሰየፉን ነፍሰፁር ኣዴታት ከም ዝተቐትላን ካብ ዘይሻራዊ ኣካል ከም ዘረጋገጸ ዘ ቴሌግራፍ ክሕብር እንከሎ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተወለዐ ዓሌታዊ ጎንጺ 50 ተወለድቲ ኣምሓራ ተቐቲሎም ናብ 100 ሽሕ ዝጽግዑ ከም ዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦት ጸብጻባትን።

    8 min
  • ኣብ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዝቕጽል መሪርን ኣዕናውን ኲናት ክህሉ ከምዝኽእል ሓደ ናይ ዉሕሃ ምስጢራዊ ወረቐት ገሊጹ።

    መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ከም ዓድዋ ኣኽሱምን ዓዲ ግራትን ዝበላ ዓበይቲ ከተማታት ተቖጻጺረ እንተበለኳ፡ ምሉእ ብምሉእ ነቲ ከባቢ ካብ ሓይሊታት ትግራይ ከጽርዮ ከምዘይከኣለን ኣብ ቀጻሊ ምጥፍፋእ ከምዝርከቡ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ኾይኑ ግና ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ንከተማ መቐለ ንምቁጽጻር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንምግባር ተዳልዮም ኣለዉ።

    ኤርትራዊያን ምስዚ ኲናት ዝተኣሳሰር ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ።

    9 min
  • ዕለታዊ ዜና 19 ሕዳር 2020 SBS ትግርኛ

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡

     

    ** እቲ ፈርዩ ዘሎ ክታበታት ኣብዝተፈላለዩ ዕድመን ዓሌትን ዘለዉ ህዝቢታት ብማዕረ ከምዝሰርሕ ኣረጊጾም ኣለዉ።

     

    ** ጃፓንን ኣውስትራሊያን ፈሪመናሉ ዘለዋ ወተሃደራዊ ስምምዕ ንሃገራዊ ጸጥጣኣ ስግኣት እንተኾይኑ ክልቲኤን ሃገራት ዋጋ ክኸፍላሉ እየን ክትብል ቻይና ኣጠንቂቓ።

     

    ** ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ኣብ ተወኣልዶ ኣምሓራ  ጭፍጨፋ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብዝሓለፉ 2 ሳምንታት  142 ዕጡቓት ኦነግ ቀቲለን ኣቑሲለን ክብል መንክስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

     

     

     

    ** ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሽረን ራያን ኣትዩ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ፥

    ዶክተር ደብረጽየን ኣሚኑ።

     

     

    ** ኣብ Rugby League, Queensland ኣብ ግጥም State of Origin 20 ነጥቢ ብ 14 ብምስዓር ድሕሪ 3 ዓመታት ተዓዋቲት ኮይኑ።

    12 min
  • ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፥ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብዝውሕዝ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታት ስክፍታኡ ይገልጽ።

    ኣብ ኢትዮጵያ ብዝግበር ዘሎ ኲናት ህዝቢ ካብ ትግራይን ከባቢኡን “ብኣዚዩ ፍጥነት” ናብ ሱዳን ይስደድ ኣሎ ክብል ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ዉሕሃ (UNHCR) ገሊጹ።

     መዓልታዊ ልዕሊ ኣርባዕተ ሽሕ ህይወቶም ከድሕኑ ዶብ ሰጊሮም ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ።

    6 min
  • ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፥ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብዝውሕዝ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታት ስክፍታኡ ይገልጽ።

    ኣብ ኢትዮጵያ ብዝግበር ዘሎ ኲናት ህዝቢ ካብ ትግራይን ከባቢኡን “ብኣዚዩ ፍጥነት” ናብ ሱዳን ይስደድ ኣሎ ክብል ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ዉሕሃ (UNHCR) ገሊጹ።

     መዓልታዊ ልዕሊ ኣርባዕተ ሽሕ ህይወቶም ከድሕኑ ዶብ ሰጊሮም ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ።

    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,767 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners