SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ሓላፊ UN-OCHA ተመያይጡ። ፕረዝደንት ትግራይ ዝተጣየሸ ካብኔ ሓቛፋይን ኣሳታፍን ኣይኮነን ተባሂሉ። ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ውን ተዛትዩ ኣሎ። ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ፕረዚደንት ኣሳይያስ ኣፈወርቂ ብሞት ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰምዖ ሓዘን ገሊጹ። ኣቡነ ፍራንቺስኮ ኣብ ትግራይ ንዝነበረ ኵናት ደው ንኽብል ደጋጊሞም ይሰርሑ ከምዝነበሩ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሃገረ ስብከት ዓዲግራት ገሊፃ። ፕረዚደንት ግብጺ፡ ኣብ ጂቡቲ ምብጻሕ ኣካይዱ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2025)
    ንሎሚ 23 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ሰልፊ ተቓዋሚ ኣብ ፈደራል ምርጫ እንተተዓዊቱ ወጻኢታት ምክልኻል ከምዘዛይዶ ተመባጺዑ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ንቕትለት በጻሕቲ ሃገር ኣብ ክሽሚር ኮኒኑ... ** ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ኣል ጎረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንክሊማዊ ለውጢ ዝግበር ጻዕሪ ብምግታእን ንዲሞክራሲ ኣመሪካ ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ህዝቢ ኣመሪካ ክቃወሞ ጸዊዑ ።
    6 min
  • What is Closing the Gap?  - ምዕጻው ጋግ (Closing the Gap) እንታይ እዩ፧
    Australia has one of the highest life expectancies in the world. On average, Australians live to see their 83rd birthday. But for Aboriginal and Torres Strait Islander peoples, life expectancy is about eight years less. Closing the Gap is a national agreement designed to change that. By improving the health and wellbeing of First Nations, they can enjoy the same quality of life and opportunities as non-Indigenous Australians. - ኣውስትራልያ ብመንጽር ትጽቢት ዕድመ ህይወት ወይ ተኽእሎ ምጽናሕ ነዊሕ ዕድመ (ላይፍ ኤክስፐክታንሲ) ኣብ ዓለም መሪሕ ካብ ዝኾና ሃገራት`ያ። ብማእከላይ ገምጋም፣ ኣውስትራልያውያን ክሳብ ከባቢ 83 ዓመት ዕድመ ይነብሩ። ንህዝብታት ኣቦሪጂናልን ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ግን እቲ ክጸንሕሉ ዝኽእሉ ንውሓት ዕድመ ሸሞንተ ዓመት ዝወሓደ`ዩ። ምዕጻው ክፍተት/ጋግ (ክሎዚንግ ዘ ጋፕ) ነዚ ንምቕያር ዝተገብረ ሃገራዊ ስምምዕ`ዩ። ምምሕያሽ ጥዕናን ኩነተ ህላወ/ናብራን ቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራልያውያን`ዩ - ልክዕ ከም ካልኦት ኣውስትራልያውያን ሓደ ዓይነት ጽባቐ ህይወትን ዕድላትን መታን ከስተማቕሩ። ስለ`ዚ ምዕጻው ጋግ ኣብ መንጎ ቀዳሞት ህዝብታትን ካልኦት ኣውስትራልያውያንን ብኸመይ ተጀሚሩ፧ እንታይ`ዩ ክገብር ዝዕልም፧ ኣብ 2020 ዝተቐየረ እንታይ`ዩ፧ ሕጂ ኸ ኣበይ ኣለና፧
    7 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2025)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (22/04/2025) * ጠንቂ ሞት ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ወቕዒን ክምለስ ዘይክእል ሕማም ልቢን ከምዝኾነ ቫቲካን ዘውጽኦ ምስክር ወረቐት ሞቶም ኣረጋጊጹ፣ * መራሕቲ ሃገራት ካብ መላእ ዓለም ብሞት ጳጳስ ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ይገልጹ`ለዉ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ንክብሪ`ቶም ጳጳስ ባንዴራታት ኣብ ፍርቂ ክስቀላ`የን ኢሉ፣ * ኣውስትራልያውያን ኣብ ናይ`ዚ ዓመት ፈደራላዊ ምርጫ ከድምጹ ኣብ ዝጀመርሉ እዋን ተወዳደርቲ ሕጹያት ፖለቲከኛታት ቀንዲ ፖሊሲታቶም ንምግላጽን ንምሻጥን ግዜ ይውድኦም ኣሎ፣ * ኣትሌታት ኬንያ ንማራቶን ቦስቶን ዓብሊሎሞ።
    9 min
  • Who's Right? Who's Left? The ideological gender gap in Australia - #SBSExamines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ስነሓሳባዊ ፍልልይ ኣብ ኣውስትራልያ
    Elections overseas last year showed a growing political divide between young men and women. Will the same happen here? - ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየዱ ምርጫታት ኣብ ካልኦት ሃገራት እናዓበየ ዝኸደ ፖለቲካዊ ፍልልይ (ጋግ) ኣብ መንጎ መንእሰያትን ደቀንስትዮን ኣርእዮም። ኣብ ኣውስትራልያ ኸ ከምኡ ከጋጥም ድዩ፧
    11 min
  • ዝርርብ ብዛዕባ'ቲ ብዙሕ ሰብ ዘይዛረበሉ ሕማም ምስ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ።
    ብዙሕ ሰብ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘጋጥሞ'ኳ እንተኾነ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ምርካብ ክሳብ ሞት ዝበጽሑ ኣለዉ። ሰባት ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከምዘለዎም ብምንታይ ይፈልጡ፧ መቕርቦም ጸገም ከምዘለዎም ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ፧ ብዙሓት ጸገም ከምዘለዎም እናፈለጡ ንምንታይ ናብ ሓኪሞም ከይዶም ሕክምና ክወስዱ ዘይደልዩ፧ ነዚን ካልእ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኪኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ መሊሳትልና ኣላ።
    22 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
    ኣርእስታት ዜና፥ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣውስትራልያዊያን ኣድመጽቲ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ካብ 22 ሚያዝያ ኣብ ዝጅምርሉ : መራሕቲ ቅድሚ እቲ ድምጺ ምሃብ ምጅማሩ ፖለቲካዊ መብጽዓታቶም ይቕጽሉ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፍራንሲስ ኣብ ናይ በዓል ትንሳኤ መልእኽቶም ፡ ኣብ ጋዛን ዩክረይንን ካልእ ክፍለ ዓለምን ሰላም ክሰፍን ተማሕጺኖም። ኣብ ተኒስ ፡ ዴንማርካዊ ሆልገር ሮይ-ኒ ኣብ ዓለም ካልኣይ ተርታ ዝስራዕ ካርሎስ ኣልካርታዝ ስዒሩ ፡ ናይ ፈለማ ሻምፕዮን ዓወቱ ጨቢጡ ።
    10 min
  • ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
    ን ሎሚ 21 ሚያዝያ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኹላትኩም ትንሳኤ የሱስ ክርስቶስ ተኽብሩ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩምን ርሑስ በዓል ክኾነልኩም እናተመነኹ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከ ሎሚ ብ ኣመንቲ ክርስትና በዓል ትንሳኤ ይኽበር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣመጻጽኣን ኣከባብራን እቲ በዓል ፓስቶር ብርሃነ መርሶ ካብ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ስላሴ ብርስቤን መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ። ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ዳግማይ እግሪ ምትካል ነበር ተጋደልቲ መሊሱ ጀሚሩ። ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ዝፍለጥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ማእኸል ከም ዝኸፍት ኣፍሊጡ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣውስትራልያዊያን ኣድመጽቲ ኣቐዲምካ ድምጺ ምሃብ ካብ 22 ሚያዝያ ኣብ ዝጅምርሉ : መራሕቲ ቅድሚ እቲ ድምጺ ምሃብ ምጅማሩ ፖለቲካዊ መብጽዓታቶም ይቕጽሉ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፍራንሲስ ኣብ ናይ በዓል ትንሳኤ መልእኽቶም ፡ ኣብ ጋዛን ዩክረይንን ካልእ ክፍለ ዓለምን ሰላም ክሰፍን ተማሕጺኖም። ኣብ ተኒስ ፡ ዴንማርካዊ ሆልገር ሮይ-ኒ ኣብ ዓለም ካልኣይ ተርታ ዝስራዕ ካርሎስ ኣልካርታዝ ስዒሩ ፡ ናይ ፈለማ ሻምፕዮን ዓወቱ ጨቢጡ ።
    50 min
  • ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ።
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ። ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ዳግማይ እግሪ ምትካል ነበር ተጋደልቲ መሊሱ ጀሚሩ። ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ዝፍለጥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ማእኸል ከም ዝኸፍት ኣፍሊጡ።
    7 min
  • ሊቨርፑል ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ክትዓትር 3 ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ቦስቶን ተዓዊቶም፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/04/2025) * ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ቦስቶን ተዓወትቲ ኮይኖም፣ * ናይ ማራቶን ቦስቶን ሻምፒዮንኦም ዝከላኸሉ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማን ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪን ኣብ'ቲ ሎሚ ሶኑይ ዝካየድ ውድድር ካብ'ቶም ተሳተፍቲ ምኳኖም ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ኢጣልያ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም ተወዳዲሮም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንሌስተር ሲቲ ድሕሪ ምስዓራ ሻምፒዮን ክትከውን ሰለስተ ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ድኻም ዝተሰመዖም ዝመስል ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ኣብ ኢድ ኣስቶንቪላ ከቢድ ስዕረት ኣጋጢምዎም ናይ ሳልሳይ ተርታ ቦትኦም ኣብ ሓደጋ ይኣቱ፣
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,852 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners